ተጋዳላይ ሑሴን ከሊፋ አቦወንበር ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ፡ ኣብ ኤርትራን ዓለምን ንዘለዉ ክርስትያን ኣሕዋት ብኽብሪ በዓል ልደትን ሓዲሽ ዓመት 2023  እንቋዕ ሓጎሰኩም ይብል።

መይን ሽም አባላት ሓፋሽ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ንህዝብና አብ ኤርትራን ዓለምን ዝርከብ አመንቲ ክርስትና ርሑስ ልደትን ብርኽቲ ሓዲሽ ዓምት 2023 ይግበረልኩም አናብልኩ እንቋዕ ሓጎሰኩም ይብል ፡፡አብዚኣ ዓመት እውን  ኣብታ ንፈት ሃገር ድሕሪ ምጥፋእ እቲ ብልሹውን ጨቋንን ስርዓትን ተሓጋገዝቱን አብ ናጻን ሓራ ኤርትራ  ከንብዕል ባዓል ሙሉእ ተስፋ እየ። ድሕሪ ምውዳቅ እዚ ስርዓት ኤርትራ ናጻ ኮይና ክትምብልን ከተስተማቕር፡ ኣብ ዓለም ዝግባኣ ቦታ ክትሕዝ ባዕል ዓቢ ተስፋ እየን ይምነ እውን።

ሓውኹም  ሑሴን ከሊፋ