ኣገዳሲ አዋጅ ፦

ጅግና ሓፋሽ ህዝብና፦ ተጋደልቲ አባላት ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ አብዚ ግዜ ዚ መድረኽ ኤርትራ ብሰንኪ እቲ ንሃገርናን ንህዝብናን አዝዩ ናብ ጸልማትን ጸቢብን ገለርያ ዘእተዎም ብልሹው ስርዓት ውልቀ-መላኺ ስርዓት ሻዕብያ ን ምስቲ ዘልዎ ሰነ አእምራዊ ሕማም ሓደገኛ ለውጥታትን ኣገዳሲ ምዕባለታትን የጋጥመና ኣሎ፣ እቲ ውግእ ናይ ሓርነትና በዓወት ምስ ተዛዘመን ህዝብና በቲ ንሰላሳ ዓምታት ተቃልሶኡን ዝኸፈሎ ን መስዋእትነት […]