بيان بمناسبة الذكري الثامنة والخمسين لمعركة تقوربا التأريخية

جماهير شعبنا الوفية أشقاء وأصدقاء شعبنا في تأريخ الشعوب توجد محطات مضيئة تشكل في ذاكرة هذه الشعوب معاني وقيم تستلهم منها منارات تستهدي بها لصناعة مستقبلها والشعب الارتري لم يكن استثناء من تلك القاعدة إن لم يكون ركن اساسي في بناء هذه القاعدة فالتاريخ الارتري له سجل حافل بالبطولات ومواقف يتفاخر بها شعبنا في مواجهة […]

ኣብ መበል ሓምሳን ሸሞንተን ዓመት ንዝኽሪ ታሪኻዊ ዕለት ተጎሩባ ዓባይ ሐበን’’

  ኣብ መበል ሓምሳን ሸሞንተን ዓመት ንዝኽሪ ታሪኻዊ ዕለት ተጎሩባ ዓባይ ሐበን’’ ኦ ተቃላሳይ እሙን ህዝብናን አሕዋትን አዕሩኽን ፈተውቲ ህዝቢ ኤርትራን። ኣብ ታሪኽ ህዝብታት ንመጻኢኦም ንምህናጽ ካብ ዝመርሖም ዝመንጨወ መብርህታትን ትርጕምን ስነ-ምግባራዊ’ ስርዓታትን እዞም ህዝብታት እዚኣቶም ዘብርሆ መደባት ኣሎ’’ህዝቢ ኤርትራ ነዚ ሕጊ እዚ ኣብ ምህናጽ መሰረታዊ ዓንዲ እንተ ዘይከውን ነይሩ’’ ካብዚ ሕጊ እዚ እተፈልየ ኣይምነበረን። […]