برقية تهنيئه   للفريق اول ركن البرهان بعيد الاستقلال السابعة والستين المجيد للسودان والسنة الحديده من المناضل حسين خليفة رئيس جبهة التحرير الارترية

برقية تهنيئه   للفريق اول ركن البرهان بعيد الاستقلال السابعة والستين المجيد للسودان والسنة الحديده من المناضل حسين خليفة رئيس جبهة التحرير الارترية الاخ الفريق اول ركن عبد الفتاح  البرهان/ رئيس مجلس السيادة الانتقالي القائد العام للقوات الشعب المسلحة  ا السلام عليكم ورحمة الله وبركاته باسمي ونيابة عن قيادة وقواعد جبهة التحرير الارترية رائدة النضال الوطني […]

በመበል ስሳን ሻውዓተን መዓልቲ ናጽነት ሱዳንን ሓዲሽ ዓመት  እንቋዕ ሓጎሰኩም ዝብል ቴለግራም ካብ አቦወንበር ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ሑሰን ካሊፋ ን ሐው ላዕላዋይ አዛዚ ዕጡቕ ሰራዊትን ሓይሊታት ሱዳን።

በመበል ስሳን ሻውዓተን መዓልቲ ናጽነት ሱዳንን ሓዲሽ ዓመት  እንቋዕ ሓጎሰኩም ዝብል ቴለግራም ካብ አቦወንበር ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ሑሰን ካሊፋ ን ሐው ላዕላዋይ አዛዚ ዕጡቕ ሰራዊትን ሓይሊታት ሱዳን። ሓው ሌተናል ጀነራል ዓብደል ፋታሕ አልቡርሃን። ኣቦ መንበር ባይቶ መሰጋገሪ ልዕላውነትን፡ ዋና ኣዛዚ ህዝባዊ ዕጡቕ ሓይልታት ሱዳን። ሰላምን ምሕረትን በረኸትን ናይ አላህ ኣብ ልዕሌኹም ይኹን።ብስመይን ብስም መርሕነትን አባላት […]

ተጋዳላይ ሑሴን ከሊፋ አቦወንበር ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ፡ ኣብ ኤርትራን ዓለምን ንዘለዉ ክርስትያን ኣሕዋት ብኽብሪ በዓል ልደትን ሓዲሽ ዓመት 2023  እንቋዕ ሓጎሰኩም ይብል።

  ተጋዳላይ ሑሴን ከሊፋ አቦወንበር ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ፡ ኣብ ኤርትራን ዓለምን ንዘለዉ ክርስትያን ኣሕዋት ብኽብሪ በዓል ልደትን ሓዲሽ ዓመት 2023  እንቋዕ ሓጎሰኩም ይብል። ብሽመይን ብሽም አባላትን ሓፋሽ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ንህዝብና አብ ኤርትራን ዓለምን ዝርከብ አመንቲ ክርስትና ርሑስ ልደትን ብርኽቲ ሓዲሽ ዓምት 2023 ይግበረልኩም አናብልኩ እንቋዕ ሓጎሰኩም ይብል ፡፡አብዚኣ ዓመት እውን  ኣብታ እንፈትዋ ሃገርና ድሕሪ […]