8 መጋቢት ታሪኻዊት መዓልቲ’

ኣብ (8)መጋቢት ታሪኻዊት መዓልቲ’’ዓለም ለኸ ጓል ኣንስተይቲ እንምነዮ’’ ጽላም ተቐንጢጡ ክንርእዮ’’ኤርትራዊት ኣደ ትፈትዎም ደቃ በጃ ህዝቦም ወፍያ’’ንነጻነት ሃገር ሰንኪላ ደምያ’’ኣብ ቅንያት 64 መጋቢት ቶጎሩባ ሐበን ብታሪኽ ዋዕሮታትና እወ ንሕበን’’ኣንጊህና ዝበልና ዓገብ’’ኣብ ግብሪ ክውዕል ናይ ሰማእታትና ጭርሖ(ፈለማ)ንጓጉድ ጸባ ከይኣተዎ ሃመማ’’ዝበረቐ ጸሐይና’’ ዝነገሰ ንጉስና ያኣክል’’ንህዝቢ ኤርትራ ይርሐሰና ዝበላ ዝበሎ ክመርሖ’’ኣብ ሐራ ኤርትራና ንኤርትራዊት ኣደ መሰላ ክሕሎ’’እዚዩ ነሩ […]