البيان الختامي للاجتماغ الدوري اللجنة التنفيذية لجبهة التحرير الارترية

جماهير شعبنا في ظل الاوضاع المتأزمة في وطننا ارتريا نتيجة السياسات الاستبدادية التي ينتهجها نظام الدكتاتوري اسياس افورقي والمتمثلة في حرمان شعبنا من حقوقه الانسانية والوطنية. ففي كل يوم جديد تتواصل جرائم الاستبداد عبر سياسات الحرمان الممنهج وإفراغ البلاد من شعبها تارة من خلال حملات التجنيد الإجباري التي لا تستثني أحد من الشباب وكبار السن […]

በብእዋኑ ዝካየድ አኺባ ፈጻሚት ሽማግለ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ መግለጺ

ብመንጽር’ቲ ኣብ ዓድና ኤርትራ ዘሎ ቅልውላው ኩነታት፡ ከምኡ’ውን ከም ውጽኢት ናይቲ ምልካዊ ስርዓት ዝኽተሎ ዝነበረ ጃንዳዊ ፖሊሲታት፡ ኢሳያስ ኣፍወርቂ፡ንህዝብና ሰብኣውን ሃገራውን መሰላቱ ኣብ ምምንዛዕ ተዋፊሩ‘‘ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ሓድሽ መዓልቲ፡ብገባቲ ብፖሊሲታት ሃገር ብዘይ ህዝባ ባዶ ምግባርን ብግዴታዊ ናይ ምልመላ ወፍሪታት ይቕጽል ኣሎ፡ካብ ዶባት ኤርትራ ወጻኢ ኣብ ከንቱ ኲናት ንምጥሓል ንኣሽቱን ዓበይትን ዘይብል፡ብፋሽሽታዊ ጉጅለ ህዝብና  ሃገራዊ […]