መልሲ ነቲ ድራኩላ ኣብራሃለይ ክፍለ እያ

(መንዩ ገንሸል መንዩ ቲ ጉሒላ ተዃላ) ንጅግና መልኣከ ከም ዝስዋእ ኣራጋጊጹ ምስጢር ለይቲ ከውጻኣሉ መሪጹ ካብቶም ክቅንጽልዎ ዝሐንጸጹ’’   ኮኾብ ሰሜን ዶ በልካዮ ንዶክተር ፍጹም ናቱ ሂብካዮ ነቲ ኮኾብ ሪኢና ዝሰኣናዮ’’   ኣብራሃለይ ካብቶም ተጸፍዮም ዝጸንሑ ንህዝባዊት ውድብ ተሐኤ ክፍንጥሑ ኣብ ምህዳን ንተጋደልቲ ተሐኤ ሴፎም ዘብልሑ ናብ ኢሰያስ ዝሰለመ ምስቶም ተዃሉ ተማራሪሑ..   ከም ሕድራይ […]