ሕጂ ውን ዳግማይ መጸዋዕታ ብውድብ ተሐኤ ምፍልላይ ያኣክል ህዝቢ ብህግደፍ እንዳ ጠፍኤ ዓጋቲ የብሉን ህዝቢ ክንዲ ሽሕ ረኺቡ ምስ ተንሰኤ፣

ኤርትራዊ ባይቶ ምስ ፈረሰ ብወረርቲ ሪምና ምስ ተጋህሰ ህዝቢ ንሐርነቱን ምስ ተቃለሰ ወራሪ ኢትዮጵያ ምስ ተደምሰሰ ንደርጊ ተኪኡ ዶ ህግደፍ ምነገሰ፣ ተቃውሞ ደንበ ዘረባ ኮይኑ ተዓኒዱ ህዝቢ ኤርትራ ጅጋኑ ክምዘይ ወለዱ ውርሻ ኮይኑ ስ ናብ ወዲ፣ ተቃውሞ ደንበ ብስኒት ወስኑስኑ ናይ ሎሚ ቃልሲስ ንበይኑ እዩ ንበይኑ ተቃወምቲ ካብ ንስመ 34 ዓመት ኮይኑ፣ ካድራት ንሐንቲ ገዛ […]