ሑሴን ካሊፋ ንኽርስትያን ሕዝብና

ሑሴን ካሊፋ ንኽርስትያን ሕዝብና በቅዱስ የውሃንስ ርሑስን ብዓል አብል። አቦ ወንበር ፈጻሚት ኮሚተ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትረ ንአሕዋትና ኤርትራውያን ክርስትያን እንቋዕ በ ብዓል ቅዱስ ይውሃንስ ሓጐሰኩም በሎም። ብሩኽን ምጉስን ዘሐጕስን እተባረኸን በዓል ክግበርግኩም ተመነዮ። ህዝብና ኣብ ኵርዓትን ዲሞክራሲን ምእንቲ ኽነብሩን ሃገርና ብሰላም ክትባረኽ ኢያ ። ምስልምናን ክርስትያናትን ብሓባር ብልጽግናን ስኒትን ክነብሩ ትምኒቱ ይገልጽ። የብዕሉ ኵሎም ህዝብና […]
ተጋደላይ ሑሴን ከሊፋ ኣቦ ወንበር ፈጻሚት ሽማግለ ተሓኤ

ተጋደላይ ሑሴን ከሊፋ ኣቦ ወንበር ፈጻሚት ሽማግለ ተሓኤ በ ዕለት 14.09.2021ምስ አባላት ማእከላይ ባይቶ ን መርሓቲ ጨንፈራት አኽባ አካይዱ፡፡ አብቲ አኺባ አስፊሑ ብዝዕብ ምዕባለታትን ምንቅስቃስን ስራሓትን ተሓኤ ድሕሪ ምግላጽ ፡ አብቲ ዝባና ዘሎ ቅልውላውን ጽልዋኡ አብ ሃገርናን ህዝብና ክሙኡ ውን ግደ ተሓኤ ገሊጹ፡ ንመጻኢ ውን እንታይ ክግበር አድላይ ምእንቲ ሃግርናን ህዝብና ንምድሓን ተሔን ምስ ሃገራዊ […]
መበል (60) ዓመት ዝኽሪ ብረታዊ ቃልሲ ኤርትራ

ሰላምታ ንሓፋሽ ህዝብና፦ ስላምታን ክብርን ተኣማምነትን ንገዳይም ተጋድልቲ ሰውራና ። ብ1 መስከረም 1961 ድምጺ ህዝቢና ኻብ ጠበንጃ መራሒ ስዉእ ሓሚድ ኢድሪስ ዓዋተን ቀዳሞት ወለዶ ሰውራ ዝነበሩ ብጾቱ መራሕትን እተላዕለ ኣውያት ኣብ ከረን ኣዳል ተሰምዐ ። እዛ ህሞት እዚኣ ነቲ ቕድሚኡ ዝነበረ ምድላውን መደብን እትገልጽ ናይ ሓቂ መግለጺት ኰይና ነቲ ኣብ ትሕቲ መግዛእቲ ኢትዮጵያ ዝነበረ ዘይፍትሓዊ […]