ቶጎሩባ 1964 ሐበን ታሪኽ ጀጋኑናን ህዝብናን

ወርሒ መጋቢት 64 ቶጎሩባ ሐበን ታሪኽ ጀጋኑና ገና ኣይተገለጸን ኣብ ዘበነ ህግደፍ ህዝቢ ኣይቀሰነን’’ ብጀጋኑ ሰራዊት ሐርነት ብ15 64 ወርሒ መጋቢት ዉሑዳት ዝገጠሙ ንብዙሐት ክብሪ ኣብታ ታሪኻዊት ዕለት ንዝተፈለዩና ብመስዋእትነት’’ ብዓወት ቶጎሩባ ምስ ሰንበደ ብትእዛዝ ሃጸይ ህዝቢ ተሐረደ ሕነ ክፈዲ ንዓድታት ኣንደደ’’ እዚ ኩሉ ከፊልናስ ኣይከሰርናን ብኢዱን30 ዓመት ዝወነነ ስልጣን ኢትዮጵያዊ ሉኡኽ ሂብዎም ፍናን’’ ዕላማ […]

ዓወት ንመጋቢት8ኣህግራዊት መዓልቲ ጓል ኣንስተይቲ ዓለምን ኤርትራን

ኣብ ግንባር ተሰዉኤን ኣብ ተሐኤ መግዛእቲ ተሐግሒጉ ምስ ወጽኤ ደርጊ ብህግደፍ ምስ ተተከኤ ጸበባ ውጺኢት ቃልሰን መሰል ዘይረኸባ’’ ህያውዩ ታሪኻ ኤርትራዊት ዜጋ ንኤርትራዊት ሐየት መን ክዳረጋ ዋዕሮታትና ንርስተን ዝኸፈላ ዋጋ’’ ቆራጽነት ኤርትራዊት ሐየት ክዝክሮ ቀዳመይቲ ስዉእቲ ኣለም መስፍን ዋዕሮ ዛህራ ፋጥና እንዳ በልኩም ክዝርዝሮ ዓዲ ዋዕሮታት ዶ ህግደፍ ምተቛጻጸሮ’’ ክብረታ ተቐንጢጡ ኤርትራዊት ኣደ ነጻነት ተረኺቡ […]

ጀብሃዊያን መልሲ’’ሰውራ ኤርትራ ብ61 መስከረም’’ ብዓዋተ ዝመራሒኦም ሐርበኛታት ሰብ ቁምጣ ስረ’’

ካብ ኣብ ኣዳል ብደቀባት ምስ ተጀመረ’’ንሃጸይ ሃይል ስላሴ ዘንፈርፈረ’’ ብኣግኣዝያን ሻዕብያ ወያነ ሃለውሎው በዚሑ’’ዓረባዊት እንዳበሉ’’ንታሪኽ ጀብሃ ከባላሽዉ’’ካብ ኣስመራ ተበጊሶም’’ ኣብ መቀለ ዲግሪ ዝሰቐሉ’’ስነሐሳብ ጀብሃ ተዳኹሙ እንበር’’ መዓስ ሞይቱ’’ገና ይቅጽል ኣሎ ቃልሱ። ዝወደቀት ኦም ምሳር ይበዝሐ’’ጅግና ሐምድ እድሪስ ዓዋተ’’ ንመግዛእቲ ኢትዮጵያ ካብ ሱሩ ንምእላይ ዝተበገሰ’’መን ከም ስዉእ ሐርበኛ ዓዋተ’’ኣዳል ኣብ ኤርትራ እንበር’’ኣይኮነን ኣብ ደደቢት ትግራይ’’ብውዲተኛታት ኣይትነየቱ’’ቃልሲ […]

ኣቦና ኣንጦንዮስ መንግስተ ሰማይ የዋርሶ

ንኣቦና ኣንጦንዮስ መንግስተ ሰማይ ወየ ወየ ኣብ ሰማይ ዕረጋ ንብዓተይ ወየ ወየ ይብል ኣለኹ ምስ ብጾተይ’’ ኣቦና ስለ ዝበሉ ተገዛእ ብሕጊ ንዝበደሉ ኣቕርቦም ናብ ሕጊ ሕጊ የብሉን ደመኛና ዘርጊ ብዘይ ፍርዲ 15 ዓመት ኣብ ቀይዲ’’ ኣብ ማሕዩር ነቦና ሸኽ ሐጂ ሙሳ ሲዒቦም ኣቦና ኣንጦንዮስ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዓረፎም ብጹኡ እዮም እሞ መንግስተ ሰማይ የዋርስኩም’’ ወየ […]

ብምኽንያት ዕረፍቲ ብጹእ ወ ቅዱስ ኣባና ኣንጦንዮስ” ብሽም ውድብና ተጋድሎ ሐርነት ኤርትራ መሪር ሐዘና ንገልጽ።

ብምኽንያት ዕረፍቲ ብጽእ ወ ቅዱስ ኣቦና ኣንጦንዮስ’’ብሽም ውድብና ተጋድሎ ሐርነት ኤርትራ’’ነዚ ዝሐለፈ 15 ዓመታት ናይ ገዛ ማሕዩር ዝጸንሑ ሳልሳይ ፓትርያክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስትያን ኤርትራ’’ብጹእ ኣቦና ወ ቅድስ ኣቡነ ኣንጦንዮስ ሎሚ ረቡዕ 09 ለካቲት ኣብ ቤት ማእሰርቲ ብምዕራፎም መሪር ሐዘና ንገልጽ። ንብጽእ ኣቦና ኣንጦንዮስ መንግስተ ሰማይ’’ወየ ኣብ ሰማይ’ ዕረጋ ንብዓተይ’’ወየ ወየ ይብል ኣለኹ ምስ ብጾተይ’’ቃል ኣምላኽ […]

ዓወት ነቲ ደም ዝነብዕ ዘሎ ህዝቢ ኤርትራ’

ንጀጋኑ ግዳይ ዝገበሩ ኦ በዓል ኩስቶ ዕምሪ ኢሰያስ ዘናውሑ በዓል ኣቶ ኣንፈቱ ኣስሒቶሞ ናይ ሐርነት ሕቶ ምሳኹም ንዓዲ ከመይ ገርካ ክእቶ’’ ሕጅስ ያኣክል ኤትራዊያን የድሊ ሎ ኣብ ነብስኻ ምትእምማን’’ እንዳ ተቃለስና ንፍትሒ ንዲሞክራሲ ፈተውቲ ተሲሎም ረሚሶሞ ንቃልሲ ህወሐት መንግስቲ ከለዉ ዘይሐገዙስ ሕጂ ንህዝቢ ኤርትራ ዳግማይ ከርግጽዎ ፈንጂ’’ ህዝቢ ኤርትራ ንልእላውነቱ ብደሙ ኣራጋጊጹ ብኢድ ኢትዮጵያዊ ሉኡኽ […]

ፈጻሚት ሽማግለ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ን2022 ስሩዕ ኣኼባኡ ዛዚሙ።

ፈጻሚት ሽማግለ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ን2022 ስሩዕ ኣኼባኡ ዛዚሙ። ፈጻሚት ሽማግለ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ካብቲ ንዓመታት ዘጋጠመ ቕልውላው ንምድሓን ዝገበሮ ታሪኻዊ ውሳነን አዋጅ ብምስዓብ ብብተክኖሎጅያዊ ዕቤት ዙም ገይራ ስሩዕ ኣኼባ ገበረተ።እቲ ኣኼባ ብዛዕባ ካብ ኣብያተ-ጽሕፈት ፈጻሚት ሽማግለ ዝቀረብ ጸብጻባት ተመያይጡ፡ ነቲ እዘን ኣብያተ-ጽሕፈት እዚኣተን ብዝገብርዎ ስራሓት ዘለወን ግደ ድማ ነኣዶ፣ እዚ ኸኣ ዓብዪ ጻዕሪ ኸም […]

ቅዋምና ይተግበር 

ቅዋምና ይተግበር ኡሱራት ይፈፍተሑ ኣብ ግብሪ ዘይወዓለ ቅዋም ክተቃልሑ ካሳብ ማዓስ ጸረ ጥርናፌ ክትሰርሑ’’ እዛ ብርኩታስ ደንጎላ ኣላታ ምስ ኢትዮጵያዊ ሉኡኽ ደሎ ሩፍታ ካብ ዉሽጡ ሑሩር ሃናጺ ነቔፌታ’’ ብሕማቕ ዛንቱኡ ዘይተነሰሔ. (ጽቡቕ ክሰርሕ ኣይክእ ልን) ውዲት ኣሊሙ ንተሐኤ ምስ ፈንጠሔ ኣርሐ ሳሕል ኮይኑ መንከማይ ዝጨረሔ መተካእታ ሳሕል ስልጣን ብኢዱ ዝተማሰሔ ኣየናይ ቅዋምዩ ቲ ንእኮ መዓልቲ […]

ንዝኽሪ ስዉእ ጅግና ኣብ ፎርቶ ብ21 ጥሪ

ንዝኽሪ ስዉእ ጅግና ኣብ ፎርቶ ብ21 ጥሪ ሐርበኛ ኣይነብርንዩ ታሪኽዩ ነባሪ ኤርትራ ዓደይ ታሪኽ ጅግና ወዲ ዓሊ ንገሪ” ወዲ ዓሊ ሐደ ካብቶም ንዓሰብ ዘድሐኑ ንተሃንዲዱ ዝመጸ እህወድግ ርእሱ ዘድነኑ ንምክልኻል ሐይልታት ዝመርሑ ጀጋኑ’’   ጭርሖ ስዉእ ጅግና   ኤርትራዊ እየ ትም ኣይብልን መሰል ህዝቢ እንዳ ተጨወየ ሕጂ ውን ድሉው የ ክንዲ ንህዝበይ ክብጆ ሕድሪ ጠሊመ ሕልና […]

ኣውሊዔ መለይ ኣብ ልዕሊ ዳዕሮ ዓደቦ

ኣውሊዔ መለይ ኣብ ልዕሊ ዳዕሮ ዓደቦ እዚ ወላዲ ጅግና ህዝቢ ዶ ዓቕሉ ምጸበቦ’’ ንቃልስና ዕንቅፋት በዚሖሞ ሕልና ኣልቦ’’ ብዉሽጡ ሑሩር ንያኣክል ያኣክል ንሰብ ስዉር ዕላማ ከይንህብ ዕድል ይዕድም ኣሎ ኤርትራዊ ገመል ውዲት ዘይብለ ባይቶ ክንተክል’’ ዘይወግሕ መሲልዋ ኣብ ቦኽራ ትሸይን ኤርትራና ዓዲ ኣስላም ምስ ክስታን መፍተት ሰለስተ ጎራሐት ከይትኸውን ንድሕነት ህዝባን ሜሬታን ሕጂ ምውሳን’’ ን30 […]