መግለጺ ብምኽንያት ኤርትራ ሃገርና ድሕሪ መሪርን ረዚን ዋጋ ዝተኸፈሎ ናይ 30 ዓመታት ቃልሲ ካብ መግዛእቲ ኢትዮጵያ ነጻ ዝኾነትሉ መበል 32 ዓመት
جبهة التحرير الارترية ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ Eritrean liberation Front መግለጺ ብምኽንያት ኤርትራ ሃገርና ድሕሪ መሪርን ረዚን ዋጋ ዝተኸፈሎ ናይ 30 ዓመታት ቃልሲ ካብ መግዛእቲ ኢትዮጵያ ነጻ ዝኾነትሉ መበል 32 ዓመት ሰራዊት ኢትዮጵያ ካብ ገጠራትን ከተማታትን ኤርትራ ብመስዋእትን ስንክልናን ጅግና ህዝቢ ኤርትራ ሐራ ዝወጸትሉ መበል 32 ዓመት ነብዕል ኣለና፡ ከም ውጽኢቱ ድማ ዕዉት ናጽነት ኤርትራ ኣብ […]
በብእዋኑ ዝካየድ አኺባ ፈጻሚት ሽማግለ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ መግለጺ
ብመንጽር’ቲ ኣብ ዓድና ኤርትራ ዘሎ ቅልውላው ኩነታት፡ ከምኡ’ውን ከም ውጽኢት ናይቲ ምልካዊ ስርዓት ዝኽተሎ ዝነበረ ጃንዳዊ ፖሊሲታት፡ ኢሳያስ ኣፍወርቂ፡ንህዝብና ሰብኣውን ሃገራውን መሰላቱ ኣብ ምምንዛዕ ተዋፊሩ‘‘ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ሓድሽ መዓልቲ፡ብገባቲ ብፖሊሲታት ሃገር ብዘይ ህዝባ ባዶ ምግባርን ብግዴታዊ ናይ ምልመላ ወፍሪታት ይቕጽል ኣሎ፡ካብ ዶባት ኤርትራ ወጻኢ ኣብ ከንቱ ኲናት ንምጥሓል ንኣሽቱን ዓበይትን ዘይብል፡ብፋሽሽታዊ ጉጅለ ህዝብና ሃገራዊ […]
መበገሲ ሐሳበይ ምስ ዓብደላ ስሌማን ዝተገበረ ሕቶን መልስን ካብ ምስ ስዉእ ኣሕመድ ናስር ሒዝዎ ዝተቐበረ ዓቢ ሃገራዊ ምስጢር ዝብል ትንተና ዝተበገሰ እዩ።
ስዉእ ኣሕመድ ናስርን ዓብደላ ስሌማንን ብ1979 ኣብ ዘካየድዎ ቃለ መሕትታት፡ ናይ ውድቦም መርገጻት ኣናኣነጸሩ። እዚ ውዲት እዚ ብኣጋ እንተ ዝቃላሕ’’ኢሰያስ ዝመርሖ ውዲተኛ ጉጅለ እንበር’’ውድብ ተሐኤ ይኹን ውድብ ግንባር ኣይምበሉን ፋሕ’’ሹዑ ይካኣል ነሩ ምስ ቶም ሃገራዊያን ተቓለስቲ ህዝባዊ ግንባር ምስራሕ።ሎሚ ንስምምዕ 20 ጥቅምቲ ክንደይ ካብ ሚእቲ እዩ ነዚ ታሪኽዚ ዝፈልጦ’’ህሉዋት ካድራት ተ.ሐ.ኤ እቶም ተንተንቲ ድሕሪ ማይ […]
መጸዋዕታ ብሽም ጀጋኑ ሰማእታተ ብውድብ ተ.ሐ.ኤ ንስርሒት ዓዋተ
መጸዋዕታ ብሽም ጀጋኑ ሰማእታተ ብውድብ ተ.ሐ.ኤ ንስርሒት ዓዋተ ንድሕነት ህዝቢ ኤርትራ ክንከትተ’’ መግዛእቲ ኢትዮጵያ ብወረ ብዘረባ ኣይኮነን ዝተባረረ ብዋጋ ሰማእታትና እንበረ’ ጸረ ሉኡኽ ኢትዮጵያዊ ኣርወ ብደም ኤርትራዊያን ዝጨቀወ እንኮ መዓልቲ ማይ ማይ ዘይጨነወ ንለውጢ ንደቀባት ንጽውዕ ኣለናወ’’ ንሐቀኛ ለውጢ ንጽውዕ ኣለና ሎሚ ንኡትዮጵያዊ ሉኡኽ ክነርግጾ ሰልሚ ንታሪኽ ሎኽመኛ ክንገብረሉ መዛዘሚ ክውን ክኸውን ናይ […]
8 መጋቢት ታሪኻዊት መዓልቲ’
ኣብ (8)መጋቢት ታሪኻዊት መዓልቲ’’ዓለም ለኸ ጓል ኣንስተይቲ እንምነዮ’’ ጽላም ተቐንጢጡ ክንርእዮ’’ኤርትራዊት ኣደ ትፈትዎም ደቃ በጃ ህዝቦም ወፍያ’’ንነጻነት ሃገር ሰንኪላ ደምያ’’ኣብ ቅንያት 64 መጋቢት ቶጎሩባ ሐበን ብታሪኽ ዋዕሮታትና እወ ንሕበን’’ኣንጊህና ዝበልና ዓገብ’’ኣብ ግብሪ ክውዕል ናይ ሰማእታትና ጭርሖ(ፈለማ)ንጓጉድ ጸባ ከይኣተዎ ሃመማ’’ዝበረቐ ጸሐይና’’ ዝነገሰ ንጉስና ያኣክል’’ንህዝቢ ኤርትራ ይርሐሰና ዝበላ ዝበሎ ክመርሖ’’ኣብ ሐራ ኤርትራና ንኤርትራዊት ኣደ መሰላ ክሕሎ’’እዚዩ ነሩ […]
ዓው ኢልካ ምሕሳብ-ፋሒቲ _ ዑስማን /ኤርትራን ቀሪቡ ዘሎ ሓደጋን ሓላፍነት ምብራህን።
ዓው ኢልካ ምሕሳብ-ፋሒቲ _ ዑስማን ኤርትራን ቀሪቡ ዘሎ ሓደጋን ሓላፍነት ምብራህን። ብዛዕባ እቲ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ዘጋጥም ዘሎ ኣዝዩ ዘስካሕክሕ ስግኣት ዘካትዕ የለን፤ እዛ ሃገር ካብ ደገን ብውሽጥን እውን ኣብ ሓደጋ ትወድቕ ነይራ፣ ኣላን ክትነብርን እያ እውን።እዚ ንብል ክሳብ ስልችዋትና ዝደጋገምናሉ ርድኢት ተበጊስና ኢና፤ ኣብ ዞባና ዘለዉ ፖለቲከኛታት ስግኣት፡ ቀዋሚ ሓደጋን ውዲታዊ ክልሰ-ሓሳባትን እንጀራኦምን ምንጪ […]
ተቓወምቲ መዓስ እዮም ዝንቀሳቐሱ… ዜጋን ህዝብን ክለዓሉ?
ተቓወምቲ መዓስ እዮም ዝንቀሳቐሱ… ዜጋን ህዝብን ክለዓሉ? ጽሓፉ፡ ኢንጂነር ሱሌማን ዳራሸህ 12/1/2023 ተኸታሊ ናይዚ ሎሚ ኣብ ኤርትራ ዝኸይድ ዘሎን ዝፍጸምን ዘሎ፡ ሓደ ዝገርምን ዘገርምን ዝውቀስን ነገር ይርኢን ይሰምዕን፡ ንሱ ድማ ህዝባ፡ ንዓመታት ተቓሊሱን ተቓሊሱን፡ ዓቢ ታሪኻዊ ዓወቱ ኣመዝጊቡ፡… ድሌት ምሉእ ናጽነት ረኺቦም፣ ድሕሪ 31 ዓመት ምኽሳር፣ ሞት፣ ጥሜትን ድኽነትን ዓጺዶም ይርከቡ።ገዛ ኣልቦነትን ስእነትን ሕሰምን ንኹለን […]
ዑደት ልኡኽተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ናብ መዓስከር ኡም ጋርጉርን ካልኦት መዓስከራትን።
ዑደት ልኡኽ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ናብ መዕእስከር ኡም ጋርጉርን ካልኦት መዓስከራትን። ብወኪል ፈጻሚት ሽማግለ ዝተመርሐ ሉኡኽ ኣባል ማእከላይ ባይቶ ብጾቱን ሰክረታርያታት ጨናፍር ዕዉት ናይ ስራሕ ዑደት ካብ ስዉእ መራሒ ማሕሙድ ሓሰብ ፁንፈር ኮአኖም ን ብዙሓት ጨናፍር እቲ ውድብ ዕዉት ዕደት ኣካይዶም። ሰክረታርያ ጨናፍርና፣ ስዉእ መራሒ እድሪስ ሃንግላን ካልኦትን በጺሖም። ዋላ’ኳ ናይ መጓዓዝያ ጸገም እንተነበረ፡ እቲ ልኡኽ […]
በመበል ስሳን ሻውዓተን መዓልቲ ናጽነት ሱዳንን ሓዲሽ ዓመት እንቋዕ ሓጎሰኩም ዝብል ቴለግራም ካብ አቦወንበር ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ሑሰን ካሊፋ ን ሐው ላዕላዋይ አዛዚ ዕጡቕ ሰራዊትን ሓይሊታት ሱዳን።
በመበል ስሳን ሻውዓተን መዓልቲ ናጽነት ሱዳንን ሓዲሽ ዓመት እንቋዕ ሓጎሰኩም ዝብል ቴለግራም ካብ አቦወንበር ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ሑሰን ካሊፋ ን ሐው ላዕላዋይ አዛዚ ዕጡቕ ሰራዊትን ሓይሊታት ሱዳን። ሓው ሌተናል ጀነራል ዓብደል ፋታሕ አልቡርሃን። ኣቦ መንበር ባይቶ መሰጋገሪ ልዕላውነትን፡ ዋና ኣዛዚ ህዝባዊ ዕጡቕ ሓይልታት ሱዳን። ሰላምን ምሕረትን በረኸትን ናይ አላህ ኣብ ልዕሌኹም ይኹን።ብስመይን ብስም መርሕነትን አባላት […]
ተጋዳላይ ሑሴን ከሊፋ አቦወንበር ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ፡ ኣብ ኤርትራን ዓለምን ንዘለዉ ክርስትያን ኣሕዋት ብኽብሪ በዓል ልደትን ሓዲሽ ዓመት 2023 እንቋዕ ሓጎሰኩም ይብል።
ተጋዳላይ ሑሴን ከሊፋ አቦወንበር ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ፡ ኣብ ኤርትራን ዓለምን ንዘለዉ ክርስትያን ኣሕዋት ብኽብሪ በዓል ልደትን ሓዲሽ ዓመት 2023 እንቋዕ ሓጎሰኩም ይብል። ብሽመይን ብሽም አባላትን ሓፋሽ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ንህዝብና አብ ኤርትራን ዓለምን ዝርከብ አመንቲ ክርስትና ርሑስ ልደትን ብርኽቲ ሓዲሽ ዓምት 2023 ይግበረልኩም አናብልኩ እንቋዕ ሓጎሰኩም ይብል ፡፡አብዚኣ ዓመት እውን ኣብታ እንፈትዋ ሃገርና ድሕሪ […]