ተጋዳላይ ሑሴን ከሊፋ አበ ወንበር ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ፡ ኣብ ኤርትራን ዓለምን ንዘለዉ ክርስትያን ኣሕዋት ብኽብሪ በዓል ልደት እንቋዕ ሓጎሰኩም ይብል

ተጋዳላይ ሑሴን ከሊፋ አበ ወንበር ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ፡ ኣብ ኤርትራን ዓለምን ንዘለዉ ክርስትያን ኣሕዋት ብኽብሪ በዓል ልደት እንቋዕ ሓጎሰኩም ይብል ብስመይን ብስም መሪሕነትን አባላት ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ንኹሉ ተቓላሳይ ህዝብና ኤርትራውያን ብፍላይ ድማ ክርስትያን ኣሕዋትና እንቋዕ ሓጎሰኩም እብል። ከም ኡውን ርሑስን ናይ ጥዕና ን ሓጎስን ዓምት ይግብርልና ፡ አብ ሃጀርና ውን ብኽብሪ እንነብርላ ይምነልኩም፡ኢስያስን ጃንዳኡን ካብ ኤርትራ ተሳዒሮም […]
ሐምድ እድሪስ ዓዋተ ቀንዴል ህዝቢ

ሐምድ እድሪስ ዓዋተ ቀንዴል ህዝቢ ብኢትዮጵያ ዝበለ ኣይንግዛእቲ እንቢ ጅግና ምስ ብጾቱ ኣብ ኣዳል ኣዝጊቡ ፈላሚ ሰውራስ ሐሊፉዩ በጃ ህዝቡ’’ ጅግንነት ሰራዊት ተሐኤ ታሪኽ ኣለዎ ንኢትዮጵያዊ ሉኡኽ ሎኽመኛ በልዎ ተሐኤ ዓዲ እንተትኣቱ ህዝቢ ምረሃዎ ንጅግንነት ደቀባት ሰብ ቅያ ኣለዉዎ’’ ፈዳይን ተሐኤ ኣብ ዓዱ ኣብ ከተማ ኣስመራ ዓሪዱ ንከዳዓት ደቂ ሃገር ኣርዒዱ’’ ምልክተዩ ቀይሕ ኣይትጽልኣዮ ንጅግንነት […]
ማይ ኣይሂ ናብ ኣስመራ ይመጽእ ኣሎ… ማይ ኣይሂ ንኢሳያስ ኣፍወርቂ የጥሕሎ ኣሎ።

እቲ ውሕጅ ንኢሳያስ ኣፍወርቂ ኣጥሒልዎ ድሕሪ’ቲ ኢትዮጵያውያን ሎሚ ኣብ ናይሮቢ ዘመዝገብዎ ዓቢ ዓወት፡ ብሓያልን ሓያልን ስጉምትታትን ናብ ሰላም ገጹ ከይምለስን፡ እቲ ዝቕጽል ስጉምቲ ንሓይልታት ኤርትራ ካብ ኢትዮጵያ ምስጓግ’ዩ፡ ምኽንያቱ እቶም ኣብ ግጭት ኢትዮጵያ ዝሳተፉ ወገናት፡ እቲ ኣፍሪቃዊ ሕብረትን ዓለም ለኻዊ መሻርኽትን ኩሎም ይፈልጡ እዮም፣ ኣብ ኢትዮጵያ እዞም ሓይልታት ኣብ ዝተረኸብሉ ሰላም ከምዘይርከብን ተፃብኦታት ከምዘቋርፅን ይፍለጥ.፡፡ኣመሪካ ንሓይልታት ኤርትራ […]
መጸዋዕታ ካብ ውድብ ተሐኤ

መጸዋዕታ ካብ ውድብ ተሐኤ ኣለኹ ዝብል ምስ ተጸወዔ መጸዋዕታ ካብ ውድብ ተሐኤ ንድሕነት ዓደቦ ንዳግማይ ትንሳኤ ተዓዘብቲ ኣይንኹን ህዝቢ እንዳጠኤ’’ መድያታት ነዋሕቲ መልሐስ ክእደባ ለውጢ ምስቲ ብውሽጢ ዘሎ ህዝቢ ኣብ ጥቓ ትኪ ዘሎ ቆልዓ ኣይተብኪ ኤርትራዊዩ ንለውጢ መድፍዕ ታንኪ’’ መግዛእቲ ኢትዮጵያን ምስ ተሳዕረ ብ91 እንታይ ተመኒኹም ደቂ ኤረ ንዝሐለፈ ክንሰግሮ ብእቕረ እቕረ’’ ገለ ምስ […]
ጋዜጣዊ መግለጺ፤

ጋዜጣዊ መግለጺ፤ መሪሕነት ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ነቲ ኣብ መንጎ መንግስቲ ኢትዮጵያን ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ትግራይን ዝተወልዐ ኲናት ኢትዮጵያ ብዓቢ ተገዳስነት ክከታተሎ ጸኒሑ’ዩ፣ ድሕሪ’ቲ ስርዓት መንግስቱ ሃይለ ማርያም ካብ ዝግልበጥ ንደሓር ገዛኢ ኢትዮጵያ ኮይኑ ዝጸንሐ ኣካል ኤህዳወግ ዘጋጠመ ምስሕሓብን እዚ ኲናት’ዚ ብ4 ሕዳር 2020 ተላዒሉ። ሽማግለ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ፡ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ግጭት ዝሳተፉ ወገናት፡ […]

ሓባራዊ መግለጺ መንግስቲ ፌደራላዊት ዲሞክራስያዊት ሪፓብሊክ ኢትዮጵያን ህዝባዊ ሓርነት ህዝቢ ትግራይን 1/ ብመሰረት ዓንቀጽ 3 ስምምዕ ቀዋሚ ሰላምን ቀዋሚ ምቁራጽ ተጻብኦታትን ወከልቲ መንግስቲ ፌደራላዊት ዲሞክራስያዊት ሪፓብሊክ ኢትዮጵያን ግንባር ሓርነት ትግራይ ድሕሪ ናይ 10 መዓልታት ጽዑቕ ድርድር ኣብ ስምምዕ ሰላም ከምዝበጽሑ ንህዝቢ ኢትዮጵያን ንመላእ ዓለምን ክእውጅ ተሰማሚዑ። 2/ ጠበንጃታት ንሓዋሩ ስቕ ኣቢልና ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ንኽልተ […]
ኣምባሳደር ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፡ ጆን ጎድፍሪ፡ምስ ናዝር ብኒዓምር ድግለል አብ ከሰላ አብ ቤቱ ዘርዎ

መግለጺ ኣልናዚር ደግለል ብዛዕባ ምስ ኣምባሳደር ኣሜሪካ ዝገበሮ ርክብ* ብዕለት 31 ጥቅምቲ 2022 ዓ.ም መራሒ ቀቢላታት ባኒ ዓመር። ቤት ጽሕፈት ኣልናዚር…ጋዜጣዊ መግለጺ….ትማሊ ምሸት፡ ኣምባሳደር ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፡ ጆን ጎድፍሪ፡ ሓላፊ ኩሎም ቀቢላታት ባኒ ዓመር፡ ምስ ሚስተር ዓሊ ኢብራሂም ደግለል ኣብ ገዛ ናዚር ተራኺቡ፡ ከም ኣካል ናይቲ… ምስ ሲቪላውያን መራሕቲ ምብራቓዊ ሱዳን ዘካየዶ ኣኼባታት፣ ከምኡ’ውን እቲ […]
ዝተጨወየ ናይ ስዉኣት ሕልሚ

ዝተጨወየ ናይ ስዉኣት ሕልሚ ሰማዒ ስለ ዘይረኸብኩ ዓሚ ኣብ ትማሊ ኮይነ ክዛረብ ሎሚ ስለ ዝተጨወየ ናይ ስዉኣት ሕልሚ ንሸርሒታቶም ክንገብረሉ መዛዘሚ’’ ሐተታ ኤርትራ ንጹዩ ዶባታ ዲል ሂብናዮም ንወረርታ መን ሐቲትዎም ንደቀባታ’’ ኣይትብዝሑ ኣይኮነን መርገም ኣይትርብሑ ንተሐኤ ብውዲት ምስ ፈንጢሑ ህዝብና ኤርትራ ይነብር ኣሎ ተሞቚሑ ካብ ዝሐለፈ ውዲት እንታይ ረቢሑ’’ ዕጫ መንእሰያት ኤርትራ ካብ ራስ ቄሳር […]
ጽዊዒት ሃገር

ንሕና ኣባላት ተጋድሎ ሐርነት ኤርትራ ኣብ ሃገራዊ ንቕሓት ተሞርኲስና ንመሰል ዜግነት ዝህልወና ኣምር ኣብ ምድልዳልን ከም ኩሎም ህዝብታት ዓለም’’ንመሰል ርእሲ ውሳኔ’’ሰውራና ካብ ዝጅምር ኣትሒዝና ኣንጻር መግዛእቲ ኢትዮጵያ ንህዝብና ክንሕብር ጸኒሕና፡ሕጂ’ውን ጸረ ምልክን ጭኮናን ጭፍራ ህግደፍ ንመሰልን ንሐርነትን ንምርግጋጽ ጸረ መሪሕነት ጉጅለ ህዝባዊ ግንባር ንቃለስ ኣሎና። ተቃውሞና ሕጂ’ውን ናብ ህዝብና ቀሪብና፡ነቲ ብፋሽሽታዊ ጉጅለ ኢሰያስ ን31 ዓመታት […]
ጽዊዒት ሃገር

ንሕና ኣባላት ተጋድሎ ሐርነት ኤርትራ ኣብ ሃገራዊ ንቕሓት ተሞርኲስና ንመሰል ዜግነት ዝህልወና ኣምር ኣብ ምድልዳልን ከም ኩሎም ህዝብታት ዓለም’’ንመሰል ርእሲ ውሳኔ’’ሰውራና ካብ ዝጅምር ኣትሒዝና ኣንጻር መግዛእቲ ኢትዮጵያ ንህዝብና ክንሕብር ጸኒሕና፡ሕጂ’ውን ጸረ ምልክን ጭኮናን ጭፍራ ህግደፍ ንመሰልን ንሐርነትን ንምርግጋጽ ጸረ መሪሕነት ጉጅለ ህዝባዊ ግንባር ንቃለስ ኣሎና። ተቃውሞና ሕጂ’ውን ናብ ህዝብና ቀሪብና፡ነቲ ብፋሽሽታዊ ጉጅለ ኢሰያስ ን31 […]