ክብሪ ንባሕቲ መስከረም ጀማሪት ብረታዊ ቃልሲ

(ክብሪ ንባሕቲ መስከረም ጀማሪት ብረታዊ ቃልሲ) ህዝቢ ኤርትራ’’ህሌና ኢንበደ ነቐብሉ ምድርና። መስከረም ኢልካ ሐምድን ብጾቱን ጀጋኑ’’መስከረም ኢልካ ታሪኻዊት ጎቦ ኣዳል’’ይእመኑ ኣይእመኑ’’መስከረም ኢልካ እምቢ ንመግዛእቲ’’ን30 ዓመታት ናይ ጀጋኑ መስዋእቲ ዝተኸፈሎ’’ብጅግንነት ናብ ዋናታቱ’’ተመሊሱ ኤርትራዊ ርስቲ’’ንሃይለ ስላሴ ንደርጊ ኣፍሪስና’’ተኪእና ኢሰያስ ዝመርሖ ህግደፋዊ ፋሽሽቲ’’ብሕጊ ጫካ ን31 ዓመት’’ ህዝቢ ኤርትራ ዘመረጾ ግዝያዊ መንግስቲ። መስከረም ደሃይኪ ኣስምዕና ሎሚ ብህግደፍ ተቖጽዩ ናይ […]

ሃገርና ኤርትራ ካብ መግዛእቲ ምስ ኮነት ሐራ

  ጸረ መግዛእቲ ኤርትራ ንኤርትራዊያን ቃልሲ ምስ ተጀመረ ብጀጋኑ ሃገራዊያን ብሐባር ዩ ተቃሊሱ ኣስላምን ክስታንን’’ (ሃገርና ኤርትራ ካብ መግዛእቲ ምስ ኮነት ሐራ) ናይ ውድባት ሐሸውየ የለን ኢሉ ምስ ሃውተተ ብልሳን መራሒ ህዝባዊ ግንባር ጉጅለ ገበተ ብምሕዝነት ውድባት ኤርትራ ዝተመስረተ ምሕዝነት ንብዙሐት ዝዓደመ ንሃገራዊ ዘተ ዕንቅፋት በዚሕዎዩ ክሳብ ሎሚ ዘይተዓወተ’’ ምስ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ብስኒት ካብ […]

መኸተ ንቐጻሊ ህላወ -ሃገር ! እዋናዊ ብድሆ ንኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን Tesfatsion  

ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና

ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና ሕድርኹም ንምትግባር ንቃለስ ኣለና ብቅዋም ብሕጊ ክማሕዳደር ህዝብና’’ ብ91 ዕልልታ ኣብ ኤርትራ ኣንጎድጒዱ ንሑሉፍ ንጥልመትን ክድዓትን ንጎኒ ሐዲጉ ኣብ ድያስፖራ ውን ናይ ሐጎስ ነጎዳ ነጒዱ ን31 ዓመት ኢሰያሳዊ ጉጅለ ነጊሱ ብኢዱ ንህዝብን ሃገርን ንምጥፋእ ሐዊ ኣኣጒዱ’’ ብጀጋኑ ሰማእታትና ኣይትዋራዘዩ ንሃገርን ህዝብን ተበጅያ ተበጅዩ ብኤሊት ኢሰያስ መሰል ተጨውዩ ንዝንኡ ብሐሶት ንህዝቢ ስለ […]

ለውጢ ብኤርትራዊያን ምኾኑ ንእመን

ለውጢ ብኤርትራዊያን ምኾኑ ንእመን ንመኖም ኪሒድካ ንመኖም ክትኣምን መልክዕ ሰብ ለቢሶም ዕቅርቢት ተመን ብዘመን ዕንክሽክሽ መንዩ እሞ ዝእመን’’ ኤሊት ግንባር ወያነን ሐደዩ ጠባዮም ፋሕ ፋሕ ከብልትና ዕድል ሂብናዮም ንኽልተ ኣህዛብ ደጋጊሞም ኣዳምዮም’’ ብምሕዝነት ኤርትራ ተቃውሞ ደንበ ንዋዕላን ንጉባኤን ንኹሉ ምስ ኣከበ መንድዩ ንምልኪ ኢሰያስ ዕድል ሃበ’’ ሰብ ኣይነብርን እዩ ታሪኽ ዝነብር ቃልስና ጸረ ጉጅለ ህግደፍ […]

ኣዋጅ ባዕዳውያን  ካብ ኤርትራ በጅግንነት ምብራር  በዓል

  ኣዋጅ ባዕዳውያን  ካብ ኤርትራ በጅግንነት ምብራር  በዓል ውጽኢት 24 ግንቦት ጅግንነትን መስዋእትታትን ህዝብና ዘራጋግጾ ኣብ ናይ ታሪኽ መጻሕፍቲ እውን ተመዝጊቡ እዩ።ንሃገሮም ካብ መግዛእቲ ነጻ ንምውጻእን ከምኡ ውን ብናጽነትን ሰብኣዊ ኽብርን ንምንባር እዩ።ካብ 1940ታትን 1950ታትን ኣትሒዙ ህዝቢና ኣብ ትሕቲ ኣረኣእያ እቲ ብፖለቲካዊ ሰልፊታት ማሕበራትን ከምኡ ውን ጉጅለታት ኣብቲ ግዜ እቲ ብሃገራዊ መራኸቢ ብዙሓን ዝድገፍ ዝነበረ […]

ኤርትራ ብደም ጀጋኑ ነጻ ዝኾነት ሃገር

ኤርትራ ብደም ጀጋኑ ነጻ ዝኾነት ሃገር ንቃለስ ኣሎና ሕድሪ ስዉኣትና ክትግበር ልእላውነታ ንዘለኣለም ከቢሩ ይንበር’’   ብ24 ግንቦት መን ኣሎ ዘይተሐበነ ህዝቢ ኤርትራ ግዳይ ውዲት ምስ ኮነ መንግስቲ ባይቶ ኤርትራ ምስ ተበተነ ላዕለዋይ ባይቶ ሕጊ ነዲፉ ምስ ወሰነ ሽዑዩ ጅግና ስዉእ ሐምድ እድሪስ ዓዋተ ፈላሚ ሰውራ ገድሊ ህዝቢ ኤርትራ ዝኾነ’’   ን30 ዓመት ዋጋ ተኸፊሉ […]

መራሕቲ ጨናፍራት ተሓኤ ኣብ መዓስከር ስደትኛታት ዝነበሩ ንአቦ ወንበር ታጋዳላይ ሑሴን ካሊፋ ጻውዒት አቅሬቦም ብዕለት 20.05.2022 ዑድት ገበርሎም።

መራሕቲ ጨናፍራት ተሓኤ ኣብ መዓስከር ስደትኛታት ዝነበሩ ንአቦ ወንበር ታጋዳላይ ሑሴን ካሊፋ ጻውዒት አቅሬቦም ብዕለት 20.05.2022 ዑድት ገበርሎም። እቲ አኼባ ብጣዕሚ አጋዳሲ አኼባ እዩ ነሪ።እቲ ኣኼባ አብ መሓውር ስዊእ ተጋደላይ መሕሙድ ሓሰብ እዩ ተኻይዱ።እቲ አኼባ ብቃል መራሒ ናይ አቲ ማሓውር አባል ማእከላይ ባይቶ ደክቶር መሓመድ አሕመድ እዩ ተኸፊቱ። ድሕሪኡ ዕድል ንአቦ ወንበር ተጋድሎ ሓርነት ተዋሂቡ’’ […]

ሕልሚ ኢትዮጵያዊያን ባሕሪ

ገ እንዳ በሉኻ ዶ ትጋገ ንሕና ንሱ ብውሽጢ ብደገ ሰዓብቲ ህግደፍ መጋሚገ’’ ክሳብ ማዓስዩ ንህዝብና ከጋጊ ናብ ቀይዲ ንመተካእታ ደርጊ ንዩሁዳን ሰዓብቱን ናብ ሕጊ እዚዩ ናይ ኤርትራዊያን ባህጊ’’ ሕልሚ ኢትዮጵያዊያን ባሕሪ ሕድሪ ናይቲ ብመሬት ብባሕሪ ዋጋ ከፊሉ መእተዊ ዝሐሪ ብንሕና ንሱ ተጠሊሙ ሕድሪ’’ ንድሕነት ሃገራዊያን እንዳባ ንኤርትራ መንዩ ዋሕሳ ህዝባ ንሳነ ሞ ክነጋላግሎ ካብ ጸበባ […]

መበል ሓምሳን ሸሞንተን ዓመት ንዝኽሪ ታሪኻዊ ዕለት ተጎሩባ ዓባይ ሐበን’’ በጨናፍር ተሓኤ ተኸቢሩ።

መበል ሓምሳን ሸሞንተን ዓመት ንዝኽሪ ታሪኻዊ ዕለት ተጎሩባ ዓባይ ሐበን’’ በጨናፍር ተሓኤ ተኸቢሩ። መበል ሓምሳን ሸሞንተን ዓመት ንዝኽሪ ታሪኻዊ ዕለት ተጎሩባ ዓባይ ሐበን’’ በጨናፍር ተሓኤ አብ ማሓውር እድርስ ሕሽክብን ማሕሙድ ሓሰብን እድርስ ሓንገላን ዱንጉስ አረይ በኣድምቆት ተኸቢሩ። ብ15 መጋቢት 2022 ህዝባዊያን ማሕበራት ተጋድሎ ሐርነት ኤርትራ’’ኣብ ሃገር ሱዳን’’ብድምቀት ንመበል 58 ዓመት ታሪኻዊት በዓል ቶጎሩባ ኣብዒሎም’’ካብ ዕላምኦም […]