ቅዋምና ይተግበር

ቅዋምና ይተግበር ኡሱራት ይፈፍተሑ ኣብ ግብሪ ዘይወዓለ ቅዋም ክተቃልሑ ካሳብ ማዓስ ጸረ ጥርናፌ ክትሰርሑ’’ እዛ ብርኩታስ ደንጎላ ኣላታ ምስ ኢትዮጵያዊ ሉኡኽ ደሎ ሩፍታ ካብ ዉሽጡ ሑሩር ሃናጺ ነቔፌታ’’ ብሕማቕ ዛንቱኡ ዘይተነሰሔ. (ጽቡቕ ክሰርሕ ኣይክእ ልን) ውዲት ኣሊሙ ንተሐኤ ምስ ፈንጠሔ ኣርሐ ሳሕል ኮይኑ መንከማይ ዝጨረሔ መተካእታ ሳሕል ስልጣን ብኢዱ ዝተማሰሔ ኣየናይ ቅዋምዩ ቲ ንእኮ መዓልቲ […]
ንዝኽሪ ስዉእ ጅግና ኣብ ፎርቶ ብ21 ጥሪ

ንዝኽሪ ስዉእ ጅግና ኣብ ፎርቶ ብ21 ጥሪ ሐርበኛ ኣይነብርንዩ ታሪኽዩ ነባሪ ኤርትራ ዓደይ ታሪኽ ጅግና ወዲ ዓሊ ንገሪ” ወዲ ዓሊ ሐደ ካብቶም ንዓሰብ ዘድሐኑ ንተሃንዲዱ ዝመጸ እህወድግ ርእሱ ዘድነኑ ንምክልኻል ሐይልታት ዝመርሑ ጀጋኑ’’ ጭርሖ ስዉእ ጅግና ኤርትራዊ እየ ትም ኣይብልን መሰል ህዝቢ እንዳ ተጨወየ ሕጂ ውን ድሉው የ ክንዲ ንህዝበይ ክብጆ ሕድሪ ጠሊመ ሕልና […]
ኣውሊዔ መለይ ኣብ ልዕሊ ዳዕሮ ዓደቦ

ኣውሊዔ መለይ ኣብ ልዕሊ ዳዕሮ ዓደቦ እዚ ወላዲ ጅግና ህዝቢ ዶ ዓቕሉ ምጸበቦ’’ ንቃልስና ዕንቅፋት በዚሖሞ ሕልና ኣልቦ’’ ብዉሽጡ ሑሩር ንያኣክል ያኣክል ንሰብ ስዉር ዕላማ ከይንህብ ዕድል ይዕድም ኣሎ ኤርትራዊ ገመል ውዲት ዘይብለ ባይቶ ክንተክል’’ ዘይወግሕ መሲልዋ ኣብ ቦኽራ ትሸይን ኤርትራና ዓዲ ኣስላም ምስ ክስታን መፍተት ሰለስተ ጎራሐት ከይትኸውን ንድሕነት ህዝባን ሜሬታን ሕጂ ምውሳን’’ ን30 […]
ዑድት አባል ፈጻሜት ሽማግለን ብጾቱን ካብ ማሕወር ማሕሙድ ሓሰብ ንማዓስከራት ስድተኛታት ።

ካብ ዕለት 30.12. 2021 ጀሚሩ ክሳብ ሰልሰተ ማዓልቲ ዘአኣክል ንኹልን ጨንፈራት ተጋድሎ ሓርነት አብ ኡምገርጉርን ካለኦት ጭንፈርታ አብ መዕስከራት ስደተኛታት ዕውት ዑደት ገሩ። በ አባላትን መራሕቲን ሓፋሽ ህዝብን አባልት ጭንፈራትና ናይ ልባዊ ቅብሊት ተገርሎም ፡ ከመኡውን ብለይት አብ አኸባ አተዎ።አብ ወጻኢን አብ ውሽጢ ዓድን ክመኡውን አብ ጎረቤትና ዘሎ ኾነታት ምስ አብርሃሎም በጣዕሚ ደስ በሎም ከምዩ […]
ዕላም ደቀባት ኤርትራ ኣስላምና ክስታና

ዕላም ደቀባት ኤርትራ ኣስላምና ክስታና ሐደ;ወላዲት ጀጋኑ መኻን ኣይኮነትን ኤርትራዊት ኣደ’’ኣብ ኤርትራ ለውጢ ብኤርትራዊያን’’ንጸላኢኻ ውሕጅ ክወስዶ ከሎ ሽንትኻ ወስኸሉ’’ንጃንዳ ህግደፍ ነቶም ተደሚርና ዝብሉ ውሕጂ መረብ ክወስዶም’’እቶም ሕልሚ ትግራይ ትግርኚ ዘለዎም ውን ከምኡ’’ናይ ብሐቂ ኤርትራዊያን እንተ ኮይኖም ከ. ካብ ሕማሞም ምሕረት ከውርደሎም’’እንተ ዘይሐሾም ከ.እንዳ ጋብሪ ደርዓንቶ ወሲድካ ክልተ ሸውዓተ ምጥሐሎም’’እቲ ትግራይ ትግርኚ ዘብሎም ዘሎ ጋኔን ክወርደሎም’’ዓመት […]
ዝኽሪ ሞት ጅግና መራሒ ተሓኤ ሰውራዊት ባይቶ ነበር ተጋዳልይ ስዩም ዑቅባሊካኤል

ጅግና ተጋደላይ ስዩም በ ዕለት 17 ታሕሳስ አብ ኣዲስ አበባ በሀንደባትዊ ሕማም ዓሪፉ። ተጋዳላይ ስዩም ካብቶም ታሪኽ ዝምስክረሎም መራሕቲ ተሓኤ እዩ። ምእንቲ ሃገሩን ህዝቡን ኢሎ ውን ብዙሕ ዘወፈየ ተጋደላይ ስለ ዝኾነ ተሓኤ ንዚ ጅግና ተጋዳልይ አብዚ ወርሒ ታሕሳስ ክዝክር ትፈቱ። ገለ ቅሩብ ካብቲ ታሪኹ ክንጥቅስ ምእንቲ መንእስያት ኤርትራ ምስ ጀጋኑኦም ክላለዩ። ካብ 1961 ክሳብ 1965 መራሒን […]
ዕላማ ተጋድሎ ሐርነት ኤርትራ (ንውዲት ኣይዕድም ንጣልቃ)

ዕላማ ተጋድሎ ሐርነት ኤርትራ (ንውዲት ኣይዕድም ንጣልቃ) ሐቀኛ ለውጢ ብኤርትራዊያንዩ ዝመጽእ ሐጋዚኣ ዝረኣየት ባርያ መዲዳ ትሐብእ መንድዩ ንዘይ ባሕሮም ዝምነዩ ኣዛብእ ንጅቡኡ ከህጥር ታሪኾም ዝሐብእ’’ ዕንበባ ምጽምጸ ምጽምጸ ክንደይ ኣሎ መምስ ዝመጸ ኣብዘይ ዳሱ ዝቋጻጸ’’ ብሕብሮ ዝለዋውጡ ከም ነፋሒቶ ኣንፈቱ ሲሒቱ ናይ ሐርነትና ሕቶ ንህዝቢ ኤርትራ ክንዲ ነድሕኖ ክነጽንቶ ኣብ ውግእ ኢትዮጵያዊያን ጣልቃ ንእቶ’’ ካብ […]
ምልክታ ዜናዊ ሓድሽ መርብብ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ጀብሃ

ምልክታ ዜናዊ ሓድሽ መርብብ ሓቤሬታ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ጀብሃ ክቡራትን ክቡራንን ሰላምታን ሰናይ ትምኒትን ንዜናዊ ንጥፈታት ውድብና ብትግርኛን ዓረበኛን ብእንግሊዝ ብስሩዕ ኣዳሊና ክንዝርግ መዲብና ኣሎና ናይዚ በሓልዮት ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ዝፍኖ ቀንዲ ዕላማ ታት ኤርትራውያን ተገደስቲ ኣብ ዘለው ሃልዮም ንጥፈታት ውድብኩምን ኣብ ዞናና ናይ ዘሎ ኩነታትን ምዕባሌትን ሐቅታትን ንምዝርጋሕ እዩ መርበብ ሓቤሬታናን ፕሮግራምናን ንክትከታተሉ ብኣክብሮት […]
ተጋደላይ ሸኽ ዑስማን ዓሊ ክሻ ዓሪፎም

ተጋደላይ ሸኽ ዑስማን ዓሊ ክሻ ዓሪፎም ሎሚ ዕላት 28.11.2021 ዓ.ም አብ ከትላ ገዳርፍ አብ ሱዳን ተጋደላይ ዕስማን ካብ ራልሲ ምእንቲ ህዝቡ አብ ትሕቲ ተጋድሎ ሓርነት ከይ ታሓለል አናተቃልሰ ከሎ ዓሪፉ፡፡ በ 1976 ካብቶም መስረቲ ናይ ማሕበር ስደትኛታት ኤርትራ መስራቲ ነሪ ከም ኡ ውን በ ስብዓታት አብ ዘሓለፍ ክፍለ ዘመን አብ አኺባ ነ ጠቅላል ማሕብር ሓረስቶት […]
ዓገብ ንንኡስ ንዓቢ

ድሕነት ሃገር ህዝቢ’’ዓገብ ንንኡስ ንዓቢ’’እዛ ብርኩታ እምኒ ኣላታ’’ንሐደ ዕላማ ክንባታተን ሃየንታ’’ካብ ዉሽጡ ሑሩር ማዕዳ ንመንእሰይ ወለዶ’’ናይ ስዊስ ጀርመን ኮማንዶ’’ካብ ህግደፍ ተጠንቀቑ ኣይበልናን ዶ’’ካብ ህግደፍ ተጠንቂቕካ እኳ ንጋዶ’’ ንሰብ ሐደ ዕላማ’’’ንኣምሐራይ ጸሊእካስ ንትግራዋይ ምፍታው’’ኣታ ኤርትራዊ ከይብሉኻ ሃላው’’ካብ ኤትዮጵያዊያን ክብረትካ ምሕላው’’እንታይ ይፈልዮም ንኤሊት ትግራይ ካብ ኤሊት ኣምሐራ’’ከም ጎረቤት ቀረጽ ከፊሎም ክንዲ ዝጥቀምሉ ንባሕራ’’ን60 ዓመታት ክፈላልዩ ንህዝቢ ኤርትራ። […]