መበል (60) ዓመት ዝኽሪ ብረታዊ ቃልሲ ኤርትራ

ሰላምታ ንሓፋሽ ህዝብና፦ ስላምታን ክብርን ተኣማምነትን ንገዳይም ተጋድልቲ ሰውራና ። ብ1 መስከረም 1961 ድምጺ ህዝቢና ኻብ ጠበንጃ መራሒ ስዉእ ሓሚድ ኢድሪስ ዓዋተን ቀዳሞት ወለዶ ሰውራ ዝነበሩ ብጾቱ መራሕትን እተላዕለ ኣውያት ኣብ ከረን ኣዳል ተሰምዐ ። እዛ ህሞት እዚኣ ነቲ ቕድሚኡ ዝነበረ ምድላውን መደብን እትገልጽ ናይ ሓቂ መግለጺት ኰይና ነቲ ኣብ ትሕቲ መግዛእቲ ኢትዮጵያ ዝነበረ ዘይፍትሓዊ […]