العربية

ሕጂ ውን ዳግማይ መጸዋዕታ ብውድብ ተሐኤ ምፍልላይ ያኣክል ህዝቢ ብህግደፍ እንዳ ጠፍኤ ዓጋቲ የብሉን ህዝቢ ክንዲ ሽሕ ረኺቡ ምስ ተንሰኤ፣

ኤርትራዊ ባይቶ ምስ ፈረሰ ብወረርቲ ሪምና ምስ ተጋህሰ ህዝቢ ንሐርነቱን ምስ ተቃለሰ ወራሪ ኢትዮጵያ ምስ ተደምሰሰ ንደርጊ ተኪኡ ዶ ህግደፍ ምነገሰ፣

اقرأ المزيد