መለይ ሎሚ ኣይኮነትን ኣንበልቢላ
መለይ ሎሚ ኣይኮነትን ኣንበልቢላ ሕጂ ግርም እወ ሕጂ ግርም ካብ ሃገር ጀርመን ዝተበገሰ ንቕሎ ተቓውሞ ናይ ኤርትራዊያን ውዕሎ ኣቃላልሳና ንፋስ ከይኣተዎ ከሎ ንለውጢ ጽፉፋት ደቀባት ንኣኽሎ’’ መለይ ሎሚ ኣይኮነትን ኣንበልቢላ ኣውሊዔይ ብሉጻት ዝወደቁላ ድሕሪ ስዕረት ጉጅለ ጉሒላ ኤርትራዊያን ኣደታት ክዕልላ ኣብ ኤክስፖ ክትከል ዩ ጓይላ’’ ሕጂ ግርም እወ ሕጂ ግርም ተቃውሞና ንውሽጢ ክልሕም ዕንደራ ህግደፍ […]