ቃልስና ድሕሪ ማይ ናብ በዓቲ (ኣበ ህሌና ኢንበደ)
ቃልስና ድሕሪ ማይ ናብ በዓቲ ቃልስና ድሕሪ ማይ ናብ በዓቲ ህግደፍ ህወሐት ብልጽግና ጸላእቲ ውዲት ሰለስቲኦም ብታሕቲ ታሕቲ ንህዝቢ ኤርትራ ንምብትታን ብስልቲ’’ (ኣበ ህሌና ኢንበደ) ኢሰያስ ከሎ ኣይውዳእንዩ ጸበባ ቀደም እኳ ኣሕሊፉ ዘይሃባ ሕጂ ውን ንኤርትራ መድሕና ህዝባ ግብራዊያን ንኹን የኣክል ዘረባ’’ ንምሉኡ ነጻነት ኤርትራ መተካእታ የብሉን ኢሉ ዝተጀመረ ብረታዊ ቃልሲ ጊሲኹም ብደሙ […]