ኣገዳሲ አዋጅ ፦

ጅግና ሓፋሽ ህዝብና፦ ተጋደልቲ አባላት ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ አብዚ ግዜ ዚ መድረኽ ኤርትራ ብሰንኪ እቲ ንሃገርናን ንህዝብናን አዝዩ ናብ ጸልማትን ጸቢብን ገለርያ ዘእተዎም ብልሹው ስርዓት ውልቀ-መላኺ ስርዓት ሻዕብያ ን ምስቲ ዘልዎ ሰነ አእምራዊ ሕማም ሓደገኛ ለውጥታትን ኣገዳሲ ምዕባለታትን የጋጥመና ኣሎ፣ እቲ ውግእ ናይ ሓርነትና በዓወት ምስ ተዛዘመን ህዝብና በቲ ንሰላሳ ዓምታት ተቃልሶኡን ዝኸፈሎ ን መስዋእትነት […]
ተጋደላይ ምሕሙድ ሙሳ ሓሚድ ዓሪፉ

ታጋድላይ ሓሚድ ብ1968 አብ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ተሰሊፉ አብ ፕርሱዳን አባል ማሕበር ሰርሕተኛ ኮይኑ የግልግል ነበረ። ከሙእ ውን ኣብ አብ ፖርሱዳን ንመሕበር ሰርሕትኛ ጭንፈር ቁጽሪ 30 እናመረሕን ይቃለስ ነሩ። ንእቲ ጭንፈር እና አምዕበለ ንብዙሕ ዓመታት የግልግል ነሩ። አብ ሳልሳይ ሃገራዊ ጉባኤ ተሳቲፉ አባል ባይቶ ኮይኑ እውን ይቃልስ ነብረ። አብ መጭረሻ ብከቢድ ሕማም ንብዙሕ ዓመትታት አብ […]
ሑሴን ካሊፋ ንኽርስትያን ሕዝብና

ሑሴን ካሊፋ ንኽርስትያን ሕዝብና በቅዱስ የውሃንስ ርሑስን ብዓል አብል። አቦ ወንበር ፈጻሚት ኮሚተ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትረ ንአሕዋትና ኤርትራውያን ክርስትያን እንቋዕ በ ብዓል ቅዱስ ይውሃንስ ሓጐሰኩም በሎም። ብሩኽን ምጉስን ዘሐጕስን እተባረኸን በዓል ክግበርግኩም ተመነዮ። ህዝብና ኣብ ኵርዓትን ዲሞክራሲን ምእንቲ ኽነብሩን ሃገርና ብሰላም ክትባረኽ ኢያ ። ምስልምናን ክርስትያናትን ብሓባር ብልጽግናን ስኒትን ክነብሩ ትምኒቱ ይገልጽ። የብዕሉ ኵሎም ህዝብና […]
ንኹሎም ኤርትራውያን ኣብ ስደት ዝነበሩ ነይ ደገፍ ጻውዒት

ፍቑራትን ኽቡራት ኣሕዋት ከም እትፈልጥዎ ተቃላሳይ ሕዝብና አብ ካብ ግዜ ቃልሲ ንናጽነቱ ጀሚሪ ን61 ዓምት ቅድሚ ናጽነት ብብዙሕ መከራን ጽገማትን ካስብ አብ መጨርሻ ብ25.5.1991 ናይ መጨርሻ አብ ኤርትራ ዝነበር ወትሃደር አኢትዮችያ ዝውጽእ አሓሊፉ እዩ። ከመኡውን በ ብዙሕ መስዋእትነት በ 24.5.1991 ናጽነቱ በቅልጽሙ ረኺቡን ኤርትራ ናጻ ሃገር ኮነት። 1) እቲ ዜሕዝን ከኣ ሎሚ እውን እንተ ዀነ […]
መልሲ ነቶም ንታሪኽ ተ.ሐ.ኤ. ከማራስሑ’’ኣብ ሳሕል ሐጎሎም ተሐጺቦም ዝዓበዩ’’ክልተ ገጽ ናይ ሐንቲ ቅርሺ’’

መልሲ ነቶም ንታሪኽ ተ.ሐ.ኤ. ከማራስሑ’’ኣብ ሳሕል ሐጎሎም ተሐጺቦም ዝዓበዩ’’ክልተ ገጽ ናይ ሐንቲ ቅርሺ’’ በርሀ ዕቅባዝጊ መልሲ ነቶም ንታሪኽ ተ.ሐ.ኤ. ከማራስሑ’’ኣብ ሳሕል ሐጎሎም ተሐጺቦም ዝዓበዩ’’ክልተ ገጽ ናይ ሐንቲ ቅርሺ’’ ኣቱም ካብ ኤሊት ተጋሩ ዶላራት ተላቛምጹ’’ንምድምሳስ ተሐኤ ከም ነጸናት ገሮም ዝገልጹ ’’ንጀብሃ ከም ዓረባዊት ገርኩም ትገልጽዋ’’መንድዩ ብካድራቱ ገሩ ከምዚ ዝብል ዝነበረ’’ ተጋድሎ ሐርነት ኤርትራ ህዝባዊት ምዃና ክትፈልጥዋ’’ሩዝ […]
ተጋደላይ ሑሴን ከሊፋ ኣቦ ወንበር ፈጻሚት ሽማግለ ተሓኤ

ተጋደላይ ሑሴን ከሊፋ ኣቦ ወንበር ፈጻሚት ሽማግለ ተሓኤ በ ዕለት 14.09.2021ምስ አባላት ማእከላይ ባይቶ ን መርሓቲ ጨንፈራት አኽባ አካይዱ፡፡ አብቲ አኺባ አስፊሑ ብዝዕብ ምዕባለታትን ምንቅስቃስን ስራሓትን ተሓኤ ድሕሪ ምግላጽ ፡ አብቲ ዝባና ዘሎ ቅልውላውን ጽልዋኡ አብ ሃገርናን ህዝብና ክሙኡ ውን ግደ ተሓኤ ገሊጹ፡ ንመጻኢ ውን እንታይ ክግበር አድላይ ምእንቲ ሃግርናን ህዝብና ንምድሓን ተሔን ምስ ሃገራዊ […]
ዜና ክብ ካሎትን ጭናፈር ተሓኤ

ካብ ፈጻሚት ሽማግለ ዝተዳልወ መድብ ዕዮ ጭንፈራት አብ ግብሪ ምጽዳቅን ምውዓልን ወኪል ን አባል ማእከላይ ባአቶ አብ መሕውር ስዉእ መሕሙድ ሓሰብ አኸባ ንቶም አብቲ መሓውር ዝረከቡ አባላት መእከላይ ባይቶ አኻይዱ። ብተኢ ዝገበርዎ ዑደት ንቲ አብ ቲ ውድብ ዝተርኽበ ምዕባለተት በምግላጽን ከማኡውን ንቲ አብ (ሰውራዊት ኮሚተ ) አብ መንጎ ተሓኤ ዝተወስደ ሱግሚት ገልጾምን ከማኡውን አብቲ ዞባነ […]
ጨንፈር ሰመእታ አሕመድ ኢብራሂም ስክርትር

ብኦለት 12.09.2021 ጨንፈር ሰመእታ አሕመድ ኢብራሂም ስክርትር ኣብ ሽወደን ጎባአኡ በ”ሸቶኡ ውድብና ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ክናሃንጽ ምእንቲ ዕላመታት ህዝብና ን ዲሞክራሲን ፍትሕን ማዕርነትን ሰብኣዊ መሰላትን ን ንምዕዋትንን በ ሓባር ንቲ ስርዓት በምውዳቅን ናጽነት ምርርግጋጽን ” ዝብል ጭርሖ ጀሚሮም። ተጋድሎ ሐርነት አብ አኸቢታታ ንእቲ ኣብ ቀረባ እዋን ን ዝወስድቶ ታሪኻዊ ስጉምቲ ና ምፍታሕን ካብቲ በሕድ ዝነብር […]
ፖሎቲካዊ ፕሮግራም ተጋድሎ ኤርትራ

ፖሎቲካዊ ፕሮግራም ተጋድሎ ኤርትራ 10ይ ሃገራዊ ጎባኤ 2019 ዓ.ም መእተዊ ፡ ሰውራ ኤርትራ ንመግዛእቲ ኢትዮጵያ ዝደነነት ዝይብነትስ ንኹሉ ብደሆታትን ዕንቅፋትን ሸርሕታትን ብምስጋርን ብምምካትን እያ ጉዕዞ ሰውራ ዝፈለመት፤ ነዚ ድማ ኢምፔርያል ሃይለ ስላሴ አብ ዘባዊ ቀይሕ ባሕሪ ዝገበሮ ሸርሕታት ነቲ ቓልሲ ብዓለም ለኸ ደረጃ ዘፍለጠት ውድብ እያ። በዚ ድማ ውድብና ናይ ህዝብና መስተንክር ዝኸነ ዓወት አልቢሳ […]
መሕሙድ ሓሰብ ማሓመድ

መራሒ ወተሃደራዊ ቤት ጽሕፈትን መራሒ ጠቕላል ስታፍ ሰራዊት ሓርነት ኤርትራን ሰንበት ምሸት 3.9.1989 ካብ ሜዳ ምስ ተመልሰ ኣብ ቅድሚ ቤቱ ኣብ ካሳላ ሱዳን መጥቃዕቲ በዕሱባት ጃንዳ ሻዕቢያ ወሪድዎ ተቀቲሉ። እዚ ድማ ኣብ ዓውዲ ኮናትን ን ዓውደ ውግእን ስለ ተቓወሞም አብ ሜዳ ክገጥምዎ ስል ዘይምኸኣሎም ነቲ ናይ ጥልመትን ሜላ ተጠቕሞም፣ ሜላታት ጥልመት ድማ ኣብ ግብሪ ኣውዒሎ […]