ብኦለት 12.09.2021 ጨንፈር ሰመእታ አሕመድ ኢብራሂም ስክርትር ኣብ ሽወደን ጎባአኡ በ”ሸቶኡ ውድብና ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ክናሃንጽ ምእንቲ ዕላመታት ህዝብና ን ዲሞክራሲን ፍትሕን ማዕርነትን ሰብኣዊ መሰላትን ን ንምዕዋትንን በ ሓባር ንቲ ስርዓት በምውዳቅን ናጽነት ምርርግጋጽን ” ዝብል ጭርሖ ጀሚሮም። ተጋድሎ ሐርነት አብ አኸቢታታ ንእቲ ኣብ ቀረባ እዋን ን ዝወስድቶ ታሪኻዊ ስጉምቲ ና ምፍታሕን ካብቲ በሕድ ዝነብር ምትቕስሳር አብ መንጎ (ሰውራዊት ኮሚተ ) አብ መንጎ ተሓኤ ኣብ እተገብረ ኣኼባታታ ቅቡል መኡኻኑ አርጋጊጾምን ንቲ ዝተውስደ ስጉምቲ ደገፍዎ። ንመጻኢ በ ዚምልከት መደብ እውን ንቲ ሓገዛትን ምስፍፍሕ እቲ ጨንፍር ብሓይሊ ክሰርሑ ልም ሙኻኖም ብትሪ አተርከሩሉ። ንቲ ውድብ እውን ካብቲ ን 18 ዕመት ኮንቶ ዝነበር ግዜ አብ ግምት ብምእታው ካብ ቢ ሓዲሽ ክስርሑሉ እዮም። ንቲ ና አብ ዘሓልፈ ስራሕት እቲ ጭንፈር ግምጊሞም ንቲ ሓዲስ ሽራሓት ናይቲ ጨንፈር አብ ግብሪ ክውዕልዎን ንመጻኢ ግዜ መደድባትም ወሰኑ። ሓዲስ መርሕንት እውን መሪጹም እታን ካላኦት ጭንፈራት ጉባአታቶም ክገብሪውን ለባዋታት አቅረቡ።