መልሲ ነቶም ንታሪኽ ተ.ሐ.ኤ. ከማራስሑ’’ኣብ ሳሕል ሐጎሎም ተሐጺቦም ዝዓበዩ’’ክልተ ገጽ ናይ ሐንቲ ቅርሺ’’

መልሲ ነቶም ንታሪኽ ተ.ሐ.ኤ. ከማራስሑ’’ኣብ ሳሕል ሐጎሎም ተሐጺቦም ዝዓበዩ’’ክልተ ገጽ ናይ ሐንቲ ቅርሺ’’

በርሀ ዕቅባዝጊ

መልሲ ነቶም ንታሪኽ ተ.ሐ.ኤ. ከማራስሑ’’ኣብ ሳሕል ሐጎሎም ተሐጺቦም ዝዓበዩ’’ክልተ ገጽ ናይ ሐንቲ ቅርሺ’’ ኣቱም ካብ ኤሊት ተጋሩ ዶላራት ተላቛምጹ’’ንምድምሳስ ተሐኤ ከም ነጸናት ገሮም ዝገልጹ ’’ንጀብሃ ከም ዓረባዊት ገርኩም ትገልጽዋ’’መንድዩ ብካድራቱ ገሩ ከምዚ ዝብል ዝነበረ’’ ተጋድሎ ሐርነት ኤርትራ ህዝባዊት ምዃና ክትፈልጥዋ’’ሩዝ ኣለና ሩዝ ናይ ሳበ’’ ከም ዓማ ኣይኮናን ከብ ህዝዝቢ ንጽበ’’ ኤርትራዊ ወድበት ኣስላማይ ዶ ኣይኮነን ዑስማን ሳልሕ ሳበ’’ ሩዝ ብሐገዝ ናይ መን ድዩ ዝግዝኣሎም ዝነበረ። ካብ ተሐኤ ዝቀርብኹም ወያነ’’ሕጂ ድማ ክንዲ ህዝቢ ኤርትራ ዘይኮነ’’ ተሐለቅቲ ህዝቢ ትግራይ’’ተጠሊዕካ ምእዋይ’’ ትጓየዩ ንህዝቢ ኤርትራ ንምጉዝዛይ’’ካብ ኤርትራዊ ኣስላማይ’’ ዝቀርበኩም ትግራዊይ’’ክልተ ገጽ ናይ ሐንቲ ቅርሺ’’ ህግደፍ ብልጽግና ህወሐት’’ዝተባእሱ መሰሎም’’ ሐደ ዕላማ ዘለዎም’’ ንኤርትራ ሐዊስካ ንኢትዮጵያ ንምዕባይ። እንተ ንድምሰስ ዶ በኣና ምተዛረብኩም’’ ሃላወና እዩ ደም ጥዒምኩም’’ምብትታን ተሐኤዩ’’ንነጻነት ንዓሰርተ ዓመታት’’ ንድሕሪት ዝጎተተ’’ማእለያ ዘይብሉ’’ መንእሰይ ንዝና ጉጅለ ኢሰያስ ዝሰንከለ ዝሞተ’’ሉኡኽ ኣስረተ ካሳዩ’’ ንህዝቢ ኤርትራ ናብ ዳግማይ መግዛእቲ ዝሸመመ’’እዚዩ ናይ ህላወና ምልሲ’’ ስለ ዘለና 40 ዓመት ኣለና ኣብ ቃልሲ’’ ጀብሃዊ ንጹር ዕላማዩ ዘለዎ’’ ኤርትራ ንኤርትራዊያን’’ንህዝቢ ኤርትራ ክርህዎ’’ ስለዚ ኢኹም ንህላወና ዘይትቅበልዎ’’ ምስ ኢትዮጵያ ንምጽንባር ሐንሳብ ንሐዋሩ’’ከም ጥብ ኣደኹም ቅበጽዎ። ካብ ብዶላራት ኤሊት ተጋሩ’’ታሪኽ ተማራስሑ’’ ታሪኽ ኣይምሕርንዩ ሰሪሕኩም ብልዑ’’ ተማሃሮ ሉኡኽ ኣስራተ ካሳ ኣደብ ግበሩ’’ ተሐኤ ኣይተደምሰስናን ኣለና ህሌና ኢንበደ። ዓወት ነቲ ደም ዝነብዕ ዘሎ ህዝቢ ኤርትራ ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና ስዕረት ንጃንዳ ህግደፍ ዓንገልቶምን’’

ብኣባል ተጋድሎ ሐርነት ኤርትራ’’በርሀ ዑቅባዝጊ ካብ ሃገር ጀርመን 04 09 2021

Share on facebook
Facebook
Share on twitter
Twitter
Share on whatsapp
WhatsApp
Share on telegram
Telegram
Share on email
Email
Share on print
Print