በመበል ስሳን ሻውዓተን መዓልቲ ናጽነት ሱዳንን ሓዲሽ ዓመት  እንቋዕ ሓጎሰኩም ዝብል ቴለግራም ካብ አቦወንበር ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ሑሰን ካሊፋ ን ሐው ላዕላዋይ አዛዚ ዕጡቕ ሰራዊትን ሓይሊታት ሱዳን።

በመበል ስሳን ሻውዓተን መዓልቲ ናጽነት ሱዳንን ሓዲሽ ዓመት  እንቋዕ ሓጎሰኩም ዝብል ቴለግራም ካብ አቦወንበር ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ሑሰን ካሊፋ ን ሐው ላዕላዋይ አዛዚ ዕጡቕ ሰራዊትን ሓይሊታት ሱዳን።

ሓው ሌተናል ጀነራል ዓብደል ፋታሕ አልቡርሃን።

ኣቦ መንበር ባይቶ መሰጋገሪ ልዕላውነትን፡ ዋና ኣዛዚ ህዝባዊ ዕጡቕ ሓይልታት ሱዳን።

ሰላምን ምሕረትን በረኸትን ናይ አላህ ኣብ ልዕሌኹም ይኹን።ብስመይን ብስም መርሕነትን አባላት ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ፈላሚ ሃገራዊ ቃልሲ ኤርትራ ፡ በመበል ስሳን ሸውዓተን ዓመት ክቡር ናጽነት  ሱዳን ኣብጽሓኩም ን እንቋዕ ሓጎሰኩምን ናዓኹምን ን ንሓው ህዝቢ ሱዳን ንበል ።ሱዳን ነቲ ካልኣዊ ዘይምዕሩይነታ ኩነታት  ክትስዕሮ፡ ኣብ መሬትን ህዝብን ሓድነት ከተስተማቕር፡ ኣምላኽ ሰላምን ምርግጋእን ራህዋን ክህበኩም ካብ ልዑል ኣምላኽ ተስፋ ንገብር።

ሓውኹም አቦወንበር ታጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ።

ሑሴን  መሓመድ ዓሊ ከሊፋ

ጥሪ 2023 ዓ.ም

Share on facebook
Facebook
Share on twitter
Twitter
Share on whatsapp
WhatsApp
Share on telegram
Telegram
Share on email
Email
Share on print
Print