ተጋደላይ ሸኽ ዑስማን ዓሊ ክሻ ዓሪፎም

ተጋደላይ ሸኽ ዑስማን ዓሊ ክሻ ዓሪፎም

ሎሚ ዕላት 28.11.2021 ዓ.ም አብ ከትላ ገዳርፍ አብ ሱዳን ተጋደላይ ዕስማን ካብ ራልሲ ምእንቲ ህዝቡ አብ ትሕቲ ተጋድሎ ሓርነት ከይ ታሓለል አናተቃልሰ ከሎ ዓሪፉ፡፡ በ 1976 ካብቶም መስረቲ ናይ ማሕበር ስደትኛታት ኤርትራ  መስራቲ ነሪ  ከም ኡ ውን በ ስብዓታት አብ ዘሓለፍ ክፍለ ዘመን አብ አኺባ ነ ጠቅላል ማሕብር ሓረስቶት ተሳቲፉ ንህዝቡ ወፈያኡ እናአቅርበ አብ ክሳብ ሎሚ ውን ካብ ቃልሲ አብ ትሕቲ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ከይተሓልለ ምእንቲ ህዝቡ ይቃልስ ንበር፡፡ ተጋድላይ ሼኽ ዑስማን አብ ቲ ምፍታሕ  ሱኦምቲ አብ መንጎ ተሓኤን ለጅና ሰውያ ዕቢ ገድ ዝተጻውተ ተጋደላኢ እዩ፡፡ ከሙውን ጋድ ካብቶም አርካናት ህዝባዊ መርሕነት ኤርትራውያን ን መራሒ ና ጭንፈራት ተሓኤ አብ ሰምስምን አብ ሓዋትን ዝብሃላ መዕስከራት ስደተኛታት ክሳብ ዝዕርፍ ይቃልስ ነበር፡፡ ተጋዳላይ ሴኽ ዕስማን  ንስድራ ቤቱን ደቁን ዕቢ መራያ ነብረ ከሙ ውን ንቲ አብ መዕስከራት ስደታኛታት ዝርከቡ ኤርትራውያን። አላሕ የርሓሚ

Share on facebook
Facebook
Share on twitter
Twitter
Share on whatsapp
WhatsApp
Share on telegram
Telegram
Share on email
Email
Share on print
Print