ተጋዳላይ ሑሴን ከሊፋ አበ ወንበር ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ፡ ኣብ ኤርትራን ዓለምን ንዘለዉ ክርስትያን ኣሕዋት ብኽብሪ በዓል ልደት እንቋዕ ሓጎሰኩም ይብል

ተጋዳላይ ሑሴን ከሊፋ አበ ወንበር ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ፡ ኣብ ኤርትራን ዓለምን ንዘለዉ ክርስትያን ኣሕዋት ብኽብሪ በዓል ልደት እንቋዕ ሓጎሰኩም ይብል

ብስመይን ብስም መሪሕነትን አባላት ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ንኹሉ ተቓላሳይ ህዝብና ኤርትራውያን ብፍላይ ድማ ክርስትያን ኣሕዋትና እንቋዕ ሓጎሰኩም እብል። ከም ኡውን ርሑስን ናይ ጥዕና ን ሓጎስን ዓምት ይግብርልና ፡ አብ ሃጀርና ውን ብኽብሪ እንነብርላ ይምነልኩም፡ኢስያስን ጃንዳኡን ካብ ኤርትራ ተሳዒሮም ዝጥፉላ ዓመት ትኹነልና። ዝብና ብራህዋን ሓርነትን ዝረኽበላ ን ዓምት ትኹነልና።

Share on facebook
Facebook
Share on twitter
Twitter
Share on whatsapp
WhatsApp
Share on telegram
Telegram
Share on email
Email
Share on print
Print