ዑድት አባል ፈጻሜት ሽማግለን ብጾቱን ካብ ማሕወር ማሕሙድ ሓሰብ ንማዓስከራት ስድተኛታት ።

ካብ ዕለት 30.12. 2021 ጀሚሩ ክሳብ ሰልሰተ ማዓልቲ ዘአኣክል ንኹልን ጨንፈራት ተጋድሎ ሓርነት አብ ኡምገርጉርን ካለኦት ጭንፈርታ አብ መዕስከራት ስደተኛታት ዕውት ዑደት ገሩ።

በ አባላትን መራሕቲን ሓፋሽ ህዝብን  አባልት ጭንፈራትና ናይ ልባዊ ቅብሊት ተገርሎም ፡ ከመኡውን ብለይት አብ አኸባ አተዎ።አብ ወጻኢን አብ ውሽጢ ዓድን ክመኡውን አብ ጎረቤትና ዘሎ ኾነታት ምስ አብርሃሎም በጣዕሚ ደስ በሎም ከምዩ ውን ውድባዊ ምንቅስቃሳትን ርክባትን አብራሃሎም ። ምእንቲ ተሓኤ  ውን ብዙሕ ሓገዛት ከውፍዩ ምኽዋኖም ውን ቃል አትዮም። ድሕሬኡ ዝለውም ለበዋታት ከምዚ ዝስዕብ አቅረቡ።

  1. ንቲኣ ትውጽእ ዝነበርት መጽሄት አልንዳል ወይ ገድሊ ኤርትራ ክትውጽእ ነይ ግድነት እዩ ምኽንያቱ ነይ እንተርነት ጽገማት አብቲ መዓስከራት ስለ ዘሎ፡ አቡ ዝርከብ አባል ንቲ ናይ ውድብን ናይ ካልእ አብ ኡገርና ይኹን አብ ዞናና ንምኽትታል አድላይ ስልዝኾነ።
  2. በዝገብርና ገርና ብረታዊ ቃልሲ ክጅምር አልዎ ናይ ተሳትፎ ድልይተ ስለ ዝሎ።
  3. አብ መእስይስት ክንምርኮስ አሎና መንእስይት ድሎዋት ስለ ዝኾኑ ነይ ግድነት ገል ክግበር አለዎ
  4. ንመዐስክራት ስደትኛታት ነይ ማይን ናአይ ትምህርትን ጽገማት ንምፍታሕ ምስ ገል ገብረ ሰነያት መሕበረት ይኹን ግለ ሰብ ኤርትራውያን ሓገዝ ክጥልብ።

አብ መጨርሻ ተጋዳላይ ኢብራሂም ሙሸ 900 ሺሕ ጅኒህ ናይ ሱዳን አውፍዩ። ተባዕ ታጋዳላይ ካብ ግርሃቱ ዝእትዎ እኽሊ ምእንቲ ተሓኤ  ኢሊ ዋጋ ናይ ሓደ ኩንታል እኽሊ  ካብቲ ዕመታዊ እትዋቱ እዩ። ዓቢ እትዋት አይነበረን ግን ን ተሓኤ ከውፊ ስለ ዝደለየ እዩ።

Share on facebook
Facebook
Share on twitter
Twitter
Share on whatsapp
WhatsApp
Share on telegram
Telegram
Share on email
Email
Share on print
Print