ካብ ፈጻሚት ሽማግለ ዝተዳልወ መድብ ዕዮ ጭንፈራት አብ ግብሪ ምጽዳቅን ምውዓልን ወኪል ን አባል ማእከላይ ባአቶ አብ መሕውር ስዉእ መሕሙድ ሓሰብ አኸባ ንቶም አብቲ መሓውር ዝረከቡ አባላት መእከላይ ባይቶ አኻይዱ። ብተኢ ዝገበርዎ ዑደት ንቲ አብ ቲ ውድብ ዝተርኽበ ምዕባለተት በምግላጽን ከማኡውን ንቲ አብ (ሰውራዊት ኮሚተ ) አብ መንጎ ተሓኤ ዝተወስደ ሱግሚት ገልጾምን ከማኡውን አብቲ ዞባነ ዘኦ ምዕባለተት ንቲ ዲክታቶርያዊ ሰርዓት አብ ቲ ዞባን ሕዝብና ዝወረድ ድሕሪ ምግላጽፕም እቲ ሓዲስ አብ ላዕልቅት መርሓቲ ዝተወስድ እጋዳ እውን አስፍሖም አብርሕዎ።
ንተኢ አብዝሎ ጭንፈርታ አኣኒ በስማት ስወኡታት መርሕቲ ተሓኤ ተስይሙ። ምኽናቲ ናይ ጽታ ሽግራት ስለ ዘሎ። አብቲ ዞባ ንዝርክቡ ከምዚ ዝስዕብ በልዎ ። ምብራቅ ጭንፈር ስወእ ዕመር የመኒ፡ አብዚ ጽንፈር ኻአኒ ሓደ እባል ማእከላይ ባይቶ ከይዱ ነሩ ንቲ ኩሉ ዘድሊ ሓገዛት ና መንቀልን ወዘት ውኪል ካይታ ፈጻሚት ሽማግለ ገበርሉ ብሓቂ ታሪኻዊ ዕድት ገሪ ንቲ ጭንፈር ክሉ ክበርሕን ገሪ አባላት እቲ ጭንፈር ውን ንቲ ፕሮግራም ናይ ፈጻሚት ሽማግለ አብ ግብሪ ክውዕል ከስርሑ አርጋጊጾም። አብ ጭንፈር መእኸል በስም ደኽቶር የሕያ ጃብር፡ ናይ ደቡብ ጨንፈር በስዎእ አለሚን መሕመድ ኦኡመርን ና ሰሜን ጭንፈር በ ስም ስዉእ ዱንጉስ አረይ። ኤን ጭንፈራት ንምዕባለ ስረሓት ፈጻሚት ሽማግለ አብ ግብሪ ንምውዓሉ ክሰርሑ ሙኽእኖም ቃል ሃቡ ካሙውን አኽብታት ባአባል ፈጻሊት ሽማግለን ወኪል ፈጻሊት ሽማግለ ተኻይዱ።