ጅግና ተጋደላይ ስዩም በ ዕለት 17 ታሕሳስ አብ ኣዲስ አበባ በሀንደባትዊ ሕማም ዓሪፉ። ተጋዳላይ ስዩም ካብቶም ታሪኽ ዝምስክረሎም መራሕቲ ተሓኤ እዩ። ምእንቲ ሃገሩን ህዝቡን ኢሎ ውን ብዙሕ ዘወፈየ ተጋደላይ ስለ ዝኾነ ተሓኤ ንዚ ጅግና ተጋዳልይ አብዚ ወርሒ ታሕሳስ ክዝክር ትፈቱ።
ገለ ቅሩብ ካብቲ ታሪኹ ክንጥቅስ ምእንቲ መንእስያት ኤርትራ ምስ ጀጋኑኦም ክላለዩ።
- ካብ 1961 ክሳብ 1965 መራሒን አቃልሲ ተማሃሮ ኤርትራ
- በ 1965 አብ ትሓኤ ተሰሊፉ
- ናይ ሓምሻይ ክፋል ተሔኤ ፖለቲካዊ ኮሚሳር ኮይኑ
- በ1965 ን ኤርትራ ንውድቡ ከግልግል በስራሕ ምኽንያት ነ አስመራ ተመሊሱ
- ድህሪ ቅሩብ ግዜ ተታሒዙ ክሳብ 1975 አብ ቤት ማእሰርቲ ዓዲ ኽዋላ ነሩ፡ በ ተሓኤ ናይ ጅግንነት ስርሒት ካኣኒ ምስ ብዙሓት እሱራት ናጻ ወጺኡ።
- ካብ 1975 ክሳብ 1977 አብ አከለ ጉዛይ አብ ብዙሕ ሓላፍነታት አገልጊሉ
- በ 1977 ክሳብ 1984 መስራትን መራሒን ናይ መሕበር ሓረስቶት ኤርትራ ነሩ
- ካብ 1993 ክሳብ 2002 መራሒ ቤት ጽሕፈት ሃገራዊ ዝምድነታት ናይ ተሔኤ ሰውራዊት ባይቶ ኮይኑ አገልጊሉ
- ካብ 2002 ክሳብ 2003 አቦ ወንበር ተሓኤ ሰውራዊት ነሩ
- በዕለት 30 ታሕሳስ 2005 አብ ሆላንዳ አብ ከተማ ሮታርዳም ብዙሓት ተጋድልቲ ተሓኤ ዝተሳትፍዎ ሰነ ስርዓት ቀብሪ ተገርሉ። ተጋዳላይ ስዩም ንሕና አብ ተሔኤ አንቃልስ ዝለና ንቲ ንስኹም ዝተስውእኩምሉ ዕላም ክንቃልስ ምኽዋና ቃል ነኣትቱ። መንግስቲ ሰማዝ የዋርሶ።