ኣብ መበል ሓምሳን ሸሞንተን ዓመት ንዝኽሪ ታሪኻዊ ዕለት ተጎሩባ ዓባይ ሐበን’’
ኦ ተቃላሳይ እሙን ህዝብናን
አሕዋትን አዕሩኽን ፈተውቲ ህዝቢ ኤርትራን።
ኣብ ታሪኽ ህዝብታት ንመጻኢኦም
ንምህናጽ ካብ ዝመርሖም ዝመንጨወ መብርህታትን ትርጕምን ስነ-ምግባራዊ’ ስርዓታትን እዞም ህዝብታት እዚኣቶም ዘብርሆ መደባት ኣሎ’’ህዝቢ ኤርትራ ነዚ ሕጊ እዚ ኣብ ምህናጽ መሰረታዊ ዓንዲ እንተ ዘይከውን ነይሩ’’ ካብዚ ሕጊ እዚ እተፈልየ ኣይምነበረን።
ታሪኽ ቶጎሩባ ጸረ ጸላእቱ ተቃሊሱ ብጅግንነት ዝተጃህረሉ ጅግንነት ዝተፈጸሞ ባታ እዩ’’ ታሪኽ ኤርትራ ኻብ ዝሓለፈ ዘመን ኣትሒዙ ህዝብና ንመሬቱን ሉዓላውነቱን ብምጥባቕ ኣብ ስነ-ምግባራዊ ስርዓታቱን ፍሉይ መንነቱን ሓድነቱን ክብሪ ዝመልኦ ኢዩእዚ ጅግንነት እዚ ኸኣ እቲ ሓምድ ኢድሪስ ዓዋተ ዝመርሖ ሰውራ ኤርትራን ሰማእታቱን’’ እቶም ካብ ቀዳማይ ወለዶ ብጾቱን ነቲ ኣብ ትሕቲ ኣርማ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ’’ እተገብረ ዕጥቃዊ ቃልሲ ካብ ኣዳል ዝተበገሰ ኢዩ።ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ከምኡ ውን ኣብ መሰረታዊ ቆራጽነትን ብጽንዓትን ንምርግጋጽ እቲ ናይ መጀመርታ ወለዶ ብረታዊ ሰውራ ኤርትራ ዝነበረ ብጅግንነት ቀጸለ፤ከምኡ ውን ኣብ ልዕሊ ሃጸይ ዝነበረ ሃይለ ሰላሴን ሐይሊታቱን ተካኢኡን ደርጊ ብጅግንንት ተዓዊቱ’’ሓንቲ ኻብዘን ብጅግንንትን ቆራጽነትን ዝተዛዘመት እታ ፍልይቲ መዓልቲ 15 መጋቢት 1964 እያ ነይራ ።ኣብቲ ኣብ ቶጎሩባ ምዕራባዊ ቆላ ኤርትራ እተገብረት ጦርነት እያ’’ሓይልታት ኢትዮጵያ ብብዝሒ አጽዋርን ምስ ወተሃደራዊ ሐይሎምን እንክልዎ’’ ጀጋኑ ተጋደልቲ አጽዋር እናጎደሎም እንከሎ ብዝተገብረ ውግእ ንቕድሚት ንምስጓም ብዝገበርዎ ብቆራጽነት ፍርህን ራዕድን እተዋሕጡ ሓይልታት ጦር ሰራዊት ኢትዮጵያ’’ ብሰራዊት ሓርነት ኤርትራ ብዙሕ ክሳራ አብ ናውትን ንበስን ወሪድዎም።
ኦ ተቃላሳይ እሙን ህዝብናን’’
ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ኣብ ዓዓመት 15 መጋቢት መዓልቲ ሰራዊት ሐርነት ኤርትራ ምስ ኣጽደቐ ፤እቲ ውሳነ ጠበንጃ ናይ ቶም ሰማእታት ብመራሒ ሰውራ ሓምድ ኢድሪስ ዓዋተን ብጾቱን’’ንመሰላት
ህዝብና መከላኸሊ ውጺኢታዊ ኮነ’’ነቲ ህዝብና ዝገብሮ ቃልሲ ንዘምጽኦ ረብሓታት ንምዕቃብ ዘገልግል ናይ ድሕንነት ቫልቫል ኮይኑ ኣሎ፤ ገለ ኻብዚ ኸኣ ኣብቲ ብ24 ግንቦት 1991 ዝረኸቦ ረብሓታት ንናጽነት ሃገርና እዩ’’ ንዝተርኽበ ዓወታት ህዝብና ብከመይ ከም እትርጋገጸ ንምጥፍእ ተንኮል አእዳውም አእትዮም ክዕወ
ቱ አይተኻአለን።ጃንዳ ኢሰያስ ኣፍወርቅን ጉጅለኡን ሉዓላውነት ኤርትራ ድሌትን ትምኒትን ህዝብና ዋላ ሓንቲ ኣየተሓሳስቦምን’’ ንብዙሓት እውን ኣታሊሎም ግጉይ ምርዳእ እኳ እንተ ኣምጽኡሎም’’ ንሕና ካብ ግዜ ናጽነት አትሒዝና እዚ ጉጅለ ጥፋት እዩ እናበልና ንቃክስ አልና።ዝኾነ ሃገራዊ ሎሚ አንጻር ጃንዳ ኢሰያስን ብሓቂ እንታዎት ምዃኖም እንተ ገሊጹ ይቅተልን ይጭወይን ይስድድን’’ ሎሚ ኤርትራ አብ ትሕቲ ኢሰብኣዊ ጉጅለ’’ ንሰብኣዊ መሰላትን ስነ-ምግባራዊ ትርጕማትን እተጋህሰ ሃገር ኾይና ትርከብ’’ካብዚ ሓሊፉ ውን ኤርትራ ሎሚ ኣህጉራዊ ገበናት ዝፍጸመላ ቦታ ኮይና ኣላ’’ሎሚ መሬት ኤርትራ መንቀሊ መበጋሲ ገበናት ብስግሪ ዶባት ወዲ ስብ ምሻጥን ተጸሊዋ ትርከብ።
ኦ አባልትን ተጋደልትን ተጋድሎ ሓርነት ኤር
ንታሪኻዊ መዓልቲ 15 መጋቢት 64 ቶጎሩባ ዓባይ ሐበን’’
ትራን’
ዕጉስ ተቃልሳይ ህዝብናን።
ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ብህይወት ንምንባር ኢያ ተወሊዳ ህዝባ ድማ መስዋእቲ ደቂ ኪዳን ሰማእታትና ከኽብርን’’ ሕጂ ውን ነቲ ህዝቢና ናጽነትን ዲሞክራሲን ፍትሕን ንምርካብ ዘለዎም ትምኒት ንምፍጻም ድሉዋት ኮይኖም ኣለዉ’’ እቲ ብተመክሮ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ እተወርሰ ሃገራዊ ደሞክራስያዊ ፕሮጀክት ትርጉሙ ኣብ ሕልና ህዝብና ሰሪጹ ኢዩ።ንቑሓት ክንከውንን ብዛዕባ እቲ ሎሚ ዘጋጥም ዘሎን ንዝመጽእ ነገራት ክንርዳእ ኣሎና’’ሎሚ አብ ቀርኒ አፍሪቃን ገማግም ቀይሕ ባሕሪ ብዙሕ ራዕዲ ናይ ምልውዋጥ ተግባራት ይረኤ አሎ’’ነዚ ረቛሒታት ኪፈትሖ ከምዘይክእል አቲ ጉጅለ ኣብቲ ዝፍንዎ ፖለቲካዊ ህቦብላ ኢና እንነብር ዘለና’’ ሰለዚ ንዝኾነ ኩነታትን ንለውጢ ክንዳሎ አሎና’’ነቲ ጨኳኒ ስርዓት ብቅልጡፍ ምእላይ ስለ ዝኾነ ዕላማና’’ብቕልጡፍ ሰፊሕ ሃገራዊ ጽላል ንሃንጽ አሎና። ዘለለማዊ ዝኽርን ክብረትን
ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትን’’ ዓወት ነቲ ደም ዝነብዕ ዘሎ ህዝቢ ኤርትራ።
ነዊሕ ዕድመን ዓወትን ንተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ’’
ኽብርን መጎስን ንሰራዊት ሓርነት ኤርትራ’’
ስዕረትን ውርደትን ንጃንዳ ህግደፍን ንጽላእቲ ህዝቢ ኤርትራን;
- 03 .2022።