መበል (60) ዓመት ዝኽሪ ብረታዊ ቃልሲ ኤርትራ

ሰላምታ ንሓፋሽ ህዝብና፦
ስላምታን ክብርን ተኣማምነትን ንገዳይም ተጋድልቲ ሰውራና ።
ብ1 መስከረም 1961 ድምጺ ህዝቢና ኻብ ጠበንጃ መራሒ ስዉእ ሓሚድ ኢድሪስ ዓዋተን ቀዳሞት ወለዶ ሰውራ
ዝነበሩ ብጾቱ መራሕትን እተላዕለ ኣውያት ኣብ ከረን ኣዳል ተሰምዐ ። እዛ ህሞት እዚኣ ነቲ ቕድሚኡ ዝነበረ ምድላውን
መደብን እትገልጽ ናይ ሓቂ መግለጺት ኰይና ነቲ ኣብ ትሕቲ መግዛእቲ ኢትዮጵያ ዝነበረ ዘይፍትሓዊ ተግባር ምንጻግን
ኤርትራ ናጽነት ንምርካብ እዩ ነይሩ ። ምላሽ ንቲ ቅርታ ኻአኒ ናይ ግድነት ብርቱዕን ከቢድ ክኸውን ነበሮ ።
እዞም ጕጅለ ጀጋኑን ኣርማታት ህዝብናን ኣብ ትሕቲ ኣርማ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ኮይኖም ንዅሉ ከም ፖለቲካውን
ውድባውን መራኽብ መጠን ውድባዊ ሰውራ ንዅሉ ተዋጽኦታት ህዝብና ዘጥቃልልን ንኹሉ ዝእክብ ሃገራዊ ጕጅለ
ኣቘመ መከትዎ።
ሓፋሽ ህዝብና፦
ካብዚ ድማ 60 ዓመት ፍርቁ መስዋእትታትን ሰማእትነትን ዓወታትን ከምኡውን ቍስሊ ኣብ ዓውደ ውግእ ኢዩ ነይሩ
።ብዙሕ ዝተኸፍልሉ ቃልሲ ውን እዩ ባዓውት ተዛዚሙ ። ሳላ እዚ መስዋእትታትን ዓወታትን ከምኡውን ሳላ
እተፈላለየ ዓውድታትን ተዋጽኦታትን ህዝቢ ኤርትራ ብ 24 ግንቦት 1991 እቲ መግዛእቲ ኢትዮጵያ ብፖለቲካውን
ማሕበራውን ባህላውን መዳይ ካብ ቦታ ናብ ቦታ ገዓዘ ኤረትራ ናጽነት ረኸበት ሀዝቤ ኤርትራውን ናጻ ኮነ ። ኣብ መንጎ
ህዝብናን ኣሕዋትናን ፈተውትናን ኸኣኒ ብቲ በጻዕርናን ቓልስና ዝመከትናዮን ዜምጽኦ ውጽኢት ምእንቲ ሓገርና
ተፈጥሮኣዊ ቦታኣ ኣብ መንጎ ኣህዛብ ዓልም ንምሓዝ ኹሉ ተሐጕሰ። ንኻልኣይ ግዜ ግን ህዝብና ኣንጻር እቲ ብልሹውን
ጨቋንን ዝኾነ ጭቈና ዝመልኦን ጕጅለ ውልቀ-መላኺ ንሰላሳ ዓመት ብሕዲሽ ምእንቲ ናጽነቱን ን መሰሎን ንምርካብ
ቃልሲ ንኽመርሕ ሓዲሽ ምዕራፍ ተጻሒፉ። ነቲ ህዝቢና ዝረኸብዎ ኣሳልጦ እቲ ስርዓት ተጠቂምሉ ንዅሉ ሰብኣዊ
ስርዓታትን ስነ-ምግባራዊ ስርዓታትን ነጺጉ ንህዝብና ተፈጥሮኣዊን ባህርያዊ በሒቱ መሰሎ ከልከሎዎ።
እቶም በቲ ብልሹው ውልቀ-መላኺ ዝምራሕ ናይ ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ ዝነበሩ ናይ መሪሕነት ዓዋሉን
ጭካኖት ንሕልሚ ህዝብና ናብ አባህራር ሕልሚ ብምቕያር ንነፍሲ ወከፍ ዜጋ ኣብ ዝኸዶ ዘበለ መግረፊን ኾይኑ
የሳቕዮም ኣሎ። እዞም ዓዋሉ ጭካኖት እዚኣቶም ን መንእሰያትና ትምኒቶምን ገዛእ ርእሶም ንምህናጽ ዘለዎም ሕጋዊ
ትምኒትን ዜጥፍእ ሕግታት ብምውጻእ ንሃገርና ኻብቲ ብ መንእሰያት ዚውከል ፍርያም ሓይላ ናይ ምጥፋእ ፖሊሲ
ስዒቦም እዮም መንእስያትና ንምጥፋእ ወሰኑን አብ ተግባር አውዕልዎ።
እተን ዓደን ከኣ በቲ ናይ ዋንነት ሕጊ ኣብ ፖለቲካ ብምእታው ጽልኢ ብምዝራእ ከምኡውን ነቲ ዘይፍለጥ
ፕሮጀክትታቶምን ፍልስፍናኦምን ብምቕጻል በቲ ጨቋኒ መሳርሒታቱ ኣቢሉ ብዛዕባ ሰብኣዊ ኽብርን ደቅሰብን ዝገልጽ
ንኣሽቱ ዝርዝራት ዝሓዘ ኣዋጃትን ሕግታትን ጠባያትን ብምቕጻል ኣተሓሳስባ እዞም ተንኰለኛ ዓዋሉ ቀጻሊ ኾይኑ ።
ንቝጠባዊ ኽእለት እታ ሃገር በቲ ሓለቓ ስርዓት ዚጥቀመሉ ማፍያ ብምጥፋእ እውን ስርቅን ብልሽውናን ንምዕባል ሃገር
ዝጥፍእን ን ጥቅሚ ጀነራላቱን ይፍጽም አሎ ።ንኽእለትን ክእላትን እታ ሃገር ዘለዎም ጽልኢ ደው ንምባል ገደኦም አብ
ምዕባለ ሃገሮም ከይሳተፉ ምግባርን ከምኡውን ኣቓልቦኦም ካብቲ ኣብ ህንጸት ኤርትርያ ዝግበር ውግእ ንምርሓቕ እዩ።
እዞም ጎጅለ ጥፈኣት እዚኣቶም ምስ ሃገራትን ህዝብታትን ጐረባብቲ ሃገራት ቅልውላውን ውግእን ምፈጣርን
እዙ፣ንገዛእ ርእሶም ከኣ ወነንቲ እቲ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ በምስጢር ዝግብር ኣዕናዊ ፕሮጀክትታት ይፍጽሙ አለዎ
ክመኡውን ንጋብላ ቐይሕ ባሕሪ ኸኣ ኣብዚ ስትራተጅያዊ ቦታ ኤርትራ ምስ ካሊእ ሃገራት ኾይኖም ንጥቅሚ ሕዝቢ
ኤርትራ ዘይ ኮነ ንጥቅሚ ወጻኢ ሃገራት አውዒሎም ይምዝምዝዎ ኣለዎ።
ኣብዚ መዳይ እዚ ንሕና ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ነቲ ውልቀ – ምልካዊ ስርዓት ኤርትራ ዝፈጠሮ ጣልቃ ምእታውን
ውግእ ምውጻእን ከምኡውን ኣብ ልዕሊ ሃገራትን ህዝብታትን እት ዞባናይቲ ዞባ ብቐጻሊ ምቝጣዕ ንኵንኖን ንዚ ስርዓት
እዚ ምቕላስ አንጻር ውልቀ-መላኺ ናይ መዓልታዊ ስራሕና ከም ሙኽዋኑ ተታሒዝናዮ ከምዘለና ንገልጽ ። እዚ ኸኣ
ምስ ረብሓታትን ትምኒታትን ህዝብናን ርግኣት ንሃገርናን ምንም ምትሕሓዝ የብሉን ንድሌትን ጽላለን ናይቶም ምስ
ኢሳይያስ ኣፍወርቂ ዝርከቡ ጎጅለ ጥፈኣት ዘገልግል ጥራሕ ኢዩ። ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ነቲ እዚ ማእሰር ኤርትራን
ህዝባን ኣብ ኣእምሮ ጐረባብቲ ሃገራትን ህዝብታትን ዓለምን ዝሰኣሎ ቄናን ብልሽው ኣረኣእያን ንምእራም ኣበርቲዑ
ኸም ዚዓዪን ይቃልስን ከምዘሎ ነረጋጊጹ ።
ደቂ ህዝብናን መሰረታት ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራን
ኣሕዋትናን ፈተውትናን ህዝብና
እቲ ኣብ ኤርትራ ዝርከብ ጨቋኒ ገዛኢ ጁንታ ውልቀ – ምልካዊ ተግባራት ብሩህ ስለዝኾነ ን ስለዝኸይድ ክፍኣቶም ን
ምግላጽ መርትዖ ኣየድልዮን ኢዩ ። ዓለምለኻዊ ማሕበረሰብ ሃገራትን ኣካልን ትካላትን ነዚ ጨቋኒ ጁንታ እዚ ኣብ
ግምት ብምእታው ንሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ኣኽብሮት ኣብ ዘርእየሉ እዋን ኣህጉራዊ ፍትሒ ኣብ ግብሪ ንምውዓል
መከላኸሊ መሳርሒታት ከንቀሳቕስ ይግባእን ንጽውዕ ።
ብዘይ ፍቓድ ምእሳርን ካብ ቤት ፍርዲ ወጻኢ ዚግበር ቅትለትን ብ ዜጋ ኤርትራ ምጥፋእ ምእንቲ ገንዘብ ምርካብ
ዝገብሮ ዘሎ ተግባራት ከምኡውን ካብ ጂኦግራፍያዊ ዶባ ወጻኢ ኣብ ዚግበር ውግኣት ምክፋል ሞያ እዚ ጁንታ ዀይኑ
ኣሎ። ደሞክራስያዊ ለውጢ ኺገብሩ ዚደልዩ ሓይልታት ኤርትራ እውን ንሓድነት ደረጃኦም ከም ዚህልዎ ህዝብና
ከምዝደልዮ ኺገብሩን ንምግልባጥ እዚ ጕጅለ እዚ ዜቀላጥፍ ናይ ሰውራ መደብ በሓብር ስጕምቲ ኺሰማምዑን ኣለዎም
ግዜኡውን እዩ። ካብዚ አብ ዞባን ተረኺቡ ዘሎ ሃዋሁ ክንጥቀም ይግባአኣና።
ኣብዚ መዳይ እዚ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራዊ ልክዕ ከምቲ ኣብ ብምሉኡ እቲ ቓልሲ ዝገበሮ ግንባር ቀደም እዘን
ሓይልታት እዚኣተን ክኸውን ድልው ኢዩ አብ ሜዳ ክመርሓን ተዳልዩ ይርከብ። ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ሃገራዊ
ደሞክራሲያዊ ሓርነት ስለ ዝኾነ ቀንዲ ኽፋል ሃገራዊ ምንቅስቓስ ኤርትራውያን ንሓርነት ኰነ ። ኣብቲ ግዜ እቲ ነቲ
ህዝብታት ናይቲ ዞባ ኣንጻር ጭቈናን ዝገብርዎ ዝነበሩ ቃልሲ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ንእቲ ቃልሲ ብመንፈስ
ደሪኺት ነራ ሕጂውን እዚ ድማ ሓደ ኻብቲ ኣብ ዞባ ኣዕራብን ኣፍሪቃን እተገብረ ናይ ሓርነት ምንቅስቓሳት ደራኺትን
አምሃሪት ገበራ። ሎሚ እውን እንተ ዀነ ነቲ ምስዞም ህዝብታት እዚኣቶም ዚገብርዎ ዘለዎ ቓልሲ ብምድጋፍ ነቲ
ምስኦም ዘለዋ ሓድነት ተሓዲሱን ቀጻሊ እዩ ። ህዝቢ ፍልስጥኤም ንሃገሮም ምስ የሩሳሌም ርእሲ ኸተማኦም
ኪምስርቱ መሰል ከም ዘለዎም ዚድግፍ እዩ ።
ኣብ ርእሲ እዚውን ምስ ህዝቢ ኢትዮጵያ ንመሰላቶም ኣብ ዝገብርዎ ቓልሲ ከምኡውን ንመጻኢ ሃገሮም ንምቕራጽ
ዘለዎም ሕጋዊ ትምኒታት ኣብ ምፍጻም ዘለዎ ሓድነት እንደገና ተረጋግጽ።
ምስ ኵሎም ህዝብታት ሓርነትን ሰላምን ፍትሕን ንምርካብ ዝገብርዎ ቓልሲ ሓድነት ከም ዘለዋ እውን ትእውጅ ኢያ ።
ኤርትርያ ኣብ መጻኢ ነቲ ኣብቲ ዞባ ዘሎ ርግኣትን ሰላምን ኣወንታዊ መመላእታ ኸም እትኸውን ከምኡውን ኣብ ቀርኒ
ኣፍሪቃን ሓውሲ ቐይሕ ባሕርን ንዕቤትን ብልጽግናን ኣወንታዊ ምትሕብባር ከም እትህልዋ ትገልጽ።
ነቶም ሰማእታት ሰውራ ኤርትራት ኣኽብሮትን ዘለኣለማዊነትን።
ነቲ ናይ መጀመርታ ወለዶ ሃገራዊ ምንቅስቓስ ኤርትራውያን ኣኽብሮት ምሃብ ።
ኤርትሩ ምስ ሕዝባ ንዘለዕልም ትንበር
ኤርትራ ንናጽነትን ሰላምን ፍትሕን ዲሞክራሲን ኦኣዝ እያ
ፈጻሊት ሽማግለ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ
01.09. 2021

Share on facebook
Facebook
Share on twitter
Twitter
Share on whatsapp
WhatsApp
Share on telegram
Telegram
Share on email
Email
Share on print
Print