ሑሴን ካሊፋ ንኽርስትያን ሕዝብና በቅዱስ የውሃንስ ርሑስን ብዓል አብል። አቦ ወንበር ፈጻሚት ኮሚተ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትረ ንአሕዋትና ኤርትራውያን ክርስትያን እንቋዕ በ ብዓል ቅዱስ ይውሃንስ ሓጐሰኩም በሎም። ብሩኽን ምጉስን ዘሐጕስን እተባረኸን በዓል ክግበርግኩም ተመነዮ። ህዝብና ኣብ ኵርዓትን ዲሞክራሲን ምእንቲ ኽነብሩን ሃገርና ብሰላም ክትባረኽ ኢያ ። ምስልምናን ክርስትያናትን ብሓባር ብልጽግናን ስኒትን ክነብሩ ትምኒቱ ይገልጽ። የብዕሉ ኵሎም ህዝብና መስዋእቲ ኔርትራ ገይሮምላ አብ ራህውን ቅሳነትን ብሓብር ክነብሩን ኤርትርያ ድማ ከሃንጹ ትምኒቱ በሰፊሕ አትኪሩ እዚ መልእ ኽቲ የመሓላልፍል።። ዕለተ ልደት ናይ ዜሐጕስ አሕቢሩ ይግበርልና ።