መበል ሓምሳን ሸሞንተን ዓመት ንዝኽሪ ታሪኻዊ ዕለት ተጎሩባ ዓባይ ሐበን’’ በጨናፍር ተሓኤ ተኸቢሩ።
መበል ሓምሳን ሸሞንተን ዓመት ንዝኽሪ ታሪኻዊ ዕለት ተጎሩባ ዓባይ ሐበን’’ በጨናፍር ተሓኤ አብ ማሓውር እድርስ ሕሽክብን ማሕሙድ ሓሰብን እድርስ ሓንገላን ዱንጉስ አረይ በኣድምቆት ተኸቢሩ።
ብ15 መጋቢት 2022 ህዝባዊያን ማሕበራት ተጋድሎ ሐርነት ኤርትራ’’ኣብ ሃገር ሱዳን’’ብድምቀት ንመበል 58 ዓመት ታሪኻዊት በዓል ቶጎሩባ ኣብዒሎም’’ካብ ዕላምኦም ፈልከት ከይበሉ’’ ንሐርነታዊ ቃልሲ ኣብ መደምደምታ ከብጽሕዎ ቃል ኣትዮም።
ከምቲ ንነጻነት ዋጋ ዝተኸፈሎ’’ሐርነት ብትኳቦ ስለ ዘይርከብ’’ ዋጋ ከፊልካ ኢኻ ትረኽቦ እሞ’’ጭርሖ ተጋድሎ ሐርነት ኤርትራ’’ ሃገርና ንደቀባታ ክትከውን ምእንቲ’’ጸረ ጭፍራ ህግደፍ ንለውጢ’’ ምስ ሃገራዊያን ብደገን ብውሽጥን ምስ ምክልኻ ሐይልታት ኤርትራ’’ ብስልቲ የድሊ ልፍንቲ።
ታሪኻዊት ቶጎሩባ ናይ ህዝቢ ኤርትራ ሐበን’ንዘለኣለም ከቦራ ትንበር’’ሕድሪ ጀጋኑ ሰማእታትና ክነትግብሮ ኢና’’ዓወት ነቲ ደም ዝነብዕ ዘሎ ህዝቢ ኤርትራ’’ሰዕረት ንጃንዳ ህግደፍን ዓንገልቶምን’’ቃል ተቃላሳይ ህዝብናን መሪሕ ውድብና ተጋድሎ ሐርነት ኤርትራን 15 03 መጋቢት 2022።