ፍቑራትን ኽቡራት ኣሕዋት
ከም እትፈልጥዎ ተቃላሳይ ሕዝብና አብ ካብ ግዜ ቃልሲ ንናጽነቱ ጀሚሪ ን61 ዓምት ቅድሚ ናጽነት ብብዙሕ መከራን ጽገማትን ካስብ አብ መጨርሻ ብ25.5.1991 ናይ መጨርሻ አብ ኤርትራ ዝነበር ወትሃደር አኢትዮችያ ዝውጽእ አሓሊፉ እዩ። ከመኡውን በ ብዙሕ መስዋእትነት በ 24.5.1991 ናጽነቱ በቅልጽሙ ረኺቡን ኤርትራ ናጻ ሃገር ኮነት።
- 1) እቲ ዜሕዝን ከኣ ሎሚ እውን እንተ ዀነ ስርዓት እቲ ዚገዝእ ዘሎ ስርዓት ህዝባዊ ግንባር ህግደፍ ውልቀ-መለኽቲ ርእሶም ዚፈልዩ ብልሹዋት ከምኡውን ግዝኣቶም ኣብ ቅዋማዊ ሕጋውነትን ወይ ሃገራዊ ሓባራዊ ስምምዕ ዘይተመስረተ ዝኸፍአ ዓይነት ጭቈናን ግብረ-ሽበራን እተቓልዐ እዩ።
በዚ መሰረት እዚ ውሳነታቱን ብሓደ ወገን ዝገበሮ ቕዋምን ንመሬት ሕርሻን መንበሪን ምህጋርን፥ኣሰራርሓታቱን ምግባት ጥራይ እዩ። ዝወስዶ ዘሎ ውሳነታትን ይኹን ካልእ ንዓናን ነቶም ንናጽነትን ዲሞክራሲን ዝፈትዉን ዝቃለሱን ጀጋኑ ህዝቢ ኤርትራ ዘይግቡእ ኣሰራርሓታትን ውሳነታትን ኢዩ ክማኡውን ንዕና ቀያዲ ኣይኰነን ስልዚህ ክሳብ ካብ ሱሪ ዝጠፍእ ቓልስና ቐጻሊ ኣዩ። ካብኡ ውሳነታቱን ብሓደ ወገን ዝገበሮ ቅዋም ከምኡውን ሕርሻውን መንበሪኡን ምግባት ንዓናን ነቶም ንናጽነትን ዲሞክራሲን ዝፈትዉን ዝቃለሱን ጀጋኑ ህዝቢ ኤርትርያን ዘይቀያየር ዘይግቡእ ስጕምትን ውሳነታትን ኢዩ። ናጽነት ክቡር ስለ ዝዀነ ነዚ ንምኽፋል ብዙሕ መስዋእትታት የድሊ ። ስለዚ ህዝብና ምስ ኵሎም ማሕበራዊ ጕጅለታትኰነን ፖለቲካዊ ሓይልታትን ኰይኖም ነቲ ውልቀ – ምልካዊ ስርዓት ህዝባዊ ግንባር ህግደፍ ምስ ወደቐ ስልጣን ንሕዝቢ ተረኪቡ ህዝቢ በዕሉ ክውስንን ብዲሞክራስያዊ ኣንፈትን ፖለቲካዊ ብዝሒ ህዝብን ዝውክሉ ሃገራዊ መንግስቲ ክትክልን ተቓወምቲ ጕጅለታት ኤርትራውያን ውን ንዚ ዕላማ ናይ ህዝቢ ክትግብር እጃሞም አብት ቓልሲ ከብርክቱን ክሰርሑን።
- ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ንዲምክራስያዊት ሃገራዊ መንነት ኤርትራውያን ካብ ልቦም ይቃለሱ።
ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ንዅሎም ኤርትራውያን እትእክብ መተሓጃ ብምኽዋና ኩሉ ስነ-ምግባራዊ ስርዓታቶምን ቅድስናኦምን እተኽብርን ከም እትውክል ኣብ ግምት ብምእታው ዓባይ ሃገራዊ ውድብ ስልዝኾነት እዩ ኩሎ ግዜ ንምጥፋኣ ን ምሕኻካን ህርፋኑ ና ምልኽእዊ ስርዓት ዝግብር ምንቅስቃስ እውን ከንፍቅድ ይብልናን። እቲ ስርዓት ውን ይፈልጥ እዩ ካስብ ተጋድሎ ሓርንት አብ ቕድሚት ኮይና ምስ ሃገራውያን ውድባት በ ሓባር ኮይና ክትቃልሶ ሙኻና ስልዝፈልጥ ኩሉ ግዜ ን ምንቅንጻላን ምጥፋእን ብብዓይነቱ መለታት ይጥቃም,። ትሓኤ ግን ንሕዝባ ቃል አቲያ ንዚ አብ ኤርትራ ዘሎ ስርዓት ካብ ሱሩ ከም ተጥፈኣኦ።
- ተሓኤ እቲ ንሃገራዊ ሓድነት ኣብ ሓደጋ ዜእቱ ህዝባዊ ግንባር ስርዓት ንምግልባጥ ኵሉ ፖለቲካውን ዲፕሎማሳውን መራኸቢ ብዙሓንን ወተሃደራዊ መገድታትን ክትጥቀም ከም ዘለዋ ተገንዚቡ እዩ ።
ኤርትራ በሓቂ አብ ሓደጋታት እተወርድን እተቓልዐን ከሙ ውን ን ሃገርና ናይ ንወተሃደራት ኢትዮጵያ መብጽዓ ዝኣተወት ንንረብሓታት ሃገርና ብምጕዳእ ጥርጣረ ዝመልኦ ስምምዓት ገሮም ንህዝብና በዘይ ደልዮ ፖለቲካዊ ገሮም ህዝብና ናዝ ነብሱ ውሳነ ንኽገብርን ንመጻኢኡ ብናጻ ሃገራዊ ድሌየቱ መጻኢ ዕድላቱን በሕጋዊ ደሞክራስያዊ ገሩ መሰሉ ከይውስን ከልከልዎ።
4( ብመሰረት እዚ ሓቅታት እዚ ውድብና መደባቱን ፥ከምኡውን ን ግዝያዊ ዝኾኑ መደባትን ንሓፋሽ ማሕበራት ዘለወን አወዳድባ ዳግም ከም ዚውድባ ገይራ እያ ።ከም ማሕብራት ስርሕተኛታትን ማሕበር ሐርስቶትን ፥ማሕበር ደቂ አነስትዩ፥ማሕበር ተማህሮ፥ናይ መንእስያት ዓዋት ውድብን ማሕበር ክኢላታት ማሕበር ጸሓፍትን ጋዜጠኛታትን ኤርትራውያን ማሕበር ሓካይምን ፋርማሰኛታትን ማሕበር ጠበቓታትን ጭፍራ ስነ-ጥበብን ሰራዊት ሓርነት ኤርትራስ ተልእኾኡ ንምፍጻምን ነዚ ፖሊሲ እዚ ንምፍጻምን ኣብ ዝግበር ምድላዋትን ተመርኲሱ እውን ተመስሪቱ ኢዩ ።
- ንሕና ኣብ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ እነትክረሉ እንደሊ ነቲ ናይ መሪሕነት ስርዓት ህዝባዊ ግንባር በቅልጡፍ ከነውድቆ ስለዝመደብናከኡል ሃገራዊ ሓይሊ ተሐባቢርን ስጉምቲ ክንወስድ አሎና። በቲ ብህዝቢ ኤርትራውያን እተመርጸ ደሞክራስያዊ ሃገራዊ ስርዓት ንምትካእን ኵሉ ሃገራዊ ሓይልታት ከነንቀሳቕስ ን በሓብር ኮይና ክንሰርሕ ድልዋት ከም ዘሎና ኣረጋጊጽና ኢና ነረጋግጽውን ። ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ከም ምዃንና መጠን ከም ቀደምና ብዛዕባ ኣገዳስነት ናይ ሓባር ሃገራዊ ስራሓት ናይ ስጕምቲ ንምውሳድ ንጭነቕ ነበርና ኵሉ እቲ ኣብ መድረኽ ኤርትራ ዝግበር ዝርርብ ነቲ ሎሚ ኣብ ቅድሜና ዘሎ ሓደጋታትን ብድሆታትን ንምስጋርን ምዕዋትን ጀግና ህዝቢ ኤርትራ ዝበለጸን ንምሃብ ብሓባር ናይ ምዕያይ ሓባራዊ ኣረኣእያ ኣብ ምርካብ ዕዉት ክኸውን ኢና እንደሊ። ሕዝብና ብዙሕ መስዋእትታት እውን ገይሩ እዩ ስልዚህ ዝበልጸን ዕድል እውን ይግበኦ እዩ ።
ኣብ መወዳእታ ንሕና ኣብ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ንህዝብና ኸምዚ ዓይነት ምሕጽንታ ነቕርበሎም ንጻዕርታት ትጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ብምድጋፍን ሓገዝ በምግባርን ብንጥፈት ተሳትፎ ብምግባር ምላሽ ክትህቡ ድማ ተስፋ ንገብር ነመሕጽን እውን።
ንህዝብናን ንሃገርናን ሓራ ንምውጻእን ንመንእሰያትና ኻብቲ ንጽባቐኦምን ኢሎም ወትሩ ናብ ትርጕም ኣልቦ ውግኣት ዘእትዎም መጥፍኢክንገብርን ሓራ ንምውጻእን ነቲ ኣብ ኣስማራ ዝነበር ዘሎ ስርዓት ጃንታ በቅልጡፍ ግዜ ከይ ውሰድና ከንውድቅን ካብ ኤርትራ ክንሓኾን ምእንቲ ሕዝብናን መንእስያትና መጻኢ ዕድል አብ ዲምክራስያዊት ኤርትራ ክነብሩ።።
ካብቲ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ መዓልታዊ ዝያዳ ገበን ዝፍጽም ስርዓት ብህጹጽ ሓራ ንምውጻእ ጻዕርታትኩም ዕጽፊ ኽትገብሩን ሓገዛትኩም ክትገብሪን ኣብ ተውሲኑ ዘሎ መጻኢ መደባትተሓኤ ዕዉት ንምዃን ስጋዊ ኣበርክቶኹም ኽትገብሩን ንጽውዓኩምን ንዕድመኩም አሎና ብዙሕ ግዜ ሓሊፉ እዩ ሕጂ ግን ን መላኺ ግዜ ምሃብ ዕበ ጀበን አብ ሕዝብና ንፍጽም አለና ማለት እዩ።ሓገዝኩም አይፈለየልና ምስ ሰላም ፥ እትገብርዎ ሓግዝ ንሕዝብና ምድሓን እዩ ።ሐውኹም ሑሴን ካሊፋ።