መልሲ ነቲ ድራኩላ ኣብራሃለይ ክፍለ እያ

(መንዩ ገንሸል መንዩ ቲ ጉሒላ ተዃላ) ንጅግና መልኣከ ከም ዝስዋእ ኣራጋጊጹ ምስጢር ለይቲ ከውጻኣሉ መሪጹ ካብቶም ክቅንጽልዎ ዝሐንጸጹ’’   ኮኾብ ሰሜን ዶ በልካዮ ንዶክተር ፍጹም ናቱ ሂብካዮ ነቲ ኮኾብ ሪኢና ዝሰኣናዮ’’   ኣብራሃለይ ካብቶም ተጸፍዮም ዝጸንሑ ንህዝባዊት ውድብ ተሐኤ ክፍንጥሑ ኣብ ምህዳን ንተጋደልቲ ተሐኤ ሴፎም ዘብልሑ ናብ ኢሰያስ ዝሰለመ ምስቶም ተዃሉ ተማራሪሑ..   ከም ሕድራይ […]

ቃል ፈጻሚት ሽማግለ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ብምኽንያት መበል 33 ዓመት ምውጻእ መግዛእቲ ኢትዮጵያ ካብ ኤርትራ ።

ቃል ፈጻሚት ሽማግለ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ብምኽንያት መበል 33 ዓመት ምውጻእ መግዛእቲ ኢትዮጵያ ካብ ኤርትራ ። ደቂ ጽኑዓት ህዝብና፤ ተጋደልቲ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ: ድሕሪ ናይ ሰላሳ ዓመት ገድልን ጅግንነታዊ ቃልስን ናይ መወዳእታ ኢትዮጵያዊ መግዛእታዊ ወተሃደር ካብ መሬትና ዝተገደፈሉ መበል ሰላሳን ሰለስተን ዓመት ንዕዘብ ኣለና።ከምኡ’ውን ህዝብና ኣንጻር ኣረሜናዊ መግዛእቲ ኢትዮጵያ ዘካየዶ ጅግንነታዊ ቃልሲ፡ ብስውእ መራሒ ሓምድ […]

ጅግና ተጋድላይ ጅብሃ ዓባይ እዮብ ሃይለ ዓሪፉ

እዮብ ወደባት ካብ ኣውራጃ ሰራየ እዮብ ወደቦይ ሃይለ ዓሪፉ ወየ ወየ ኣፋንዉኒ ኢልካ ዶ እዮብ ብጻየየ ሐርበኛ ተዓንቂፉ ሐርነት ከይረኣየ’’   ወየ ወየ ብሐደጋ ሞት ኣታ እንታይ ተረኸበ ወየ ስነ ጥበባዊ እዮብ ዓሪፉ እንበር ኣንቢበ ተቃላሳይ ኣቦ ስነጥበብ ኣብ ተቃውሞ ደንበ’’   ኣውራጃ ሰራየ መርድእ በጺሑኩም ዶ ሃንደበታዊ ዕረፍቲ እዮብ ካብ ስግር ማዕዶ ሐርበኛ ኣቦ […]

ቃልስና ድሕሪ ማይ ናብ በዓቲ (ኣበ ህሌና ኢንበደ)

ቃልስና ድሕሪ ማይ ናብ በዓቲ ቃልስና ድሕሪ ማይ ናብ በዓቲ ህግደፍ ህወሐት ብልጽግና ጸላእቲ ውዲት ሰለስቲኦም ብታሕቲ ታሕቲ ንህዝቢ ኤርትራ ንምብትታን ብስልቲ’’ (ኣበ ህሌና ኢንበደ)   ኢሰያስ ከሎ ኣይውዳእንዩ ጸበባ ቀደም እኳ ኣሕሊፉ ዘይሃባ ሕጂ ውን ንኤርትራ መድሕና ህዝባ ግብራዊያን ንኹን የኣክል ዘረባ’’   ንምሉኡ ነጻነት ኤርትራ መተካእታ የብሉን ኢሉ ዝተጀመረ ብረታዊ ቃልሲ ጊሲኹም ብደሙ […]

እዚዩ ናይ መስከረም መጸውዒ

እዚዩ ናይ መስከረም መጸውዒ ኣብ ዓደቦና ክንጅምሮ ብወግዒ ግብሪ መልሲ ክኸውን ኣድማዒ ጉጅለ ህግደፍ ዘቅርብ ናብ ቀይዲ’’   ኢሰያስ ናይ ሰውራ መንሽሮ ቅትለት በላሕቲ ኣእሙሮ በብራሃም ኣብ ዓላ ዝጀመሮ’’   ብህግደፍ ጉጅለ ተዃሉ ንደለይቲ ፍትሒ ክቀትሉ ኣብ ኢስራኤል ንበዓል ምዕንጅሉ ንሃሱሳቱ ካራሩ ሸጓጉጥ ዓዲሉ’’   ዝጠለሙ ናይ ስዉኣትና ሕድሪ ሞት ንጭፍራ ህግደፍ ብነድሪ ሕጊ ኣልቦ […]

(መጸዋዕታ ብውድብ ተሐኤ)

(መጸዋዕታ ብውድብ ተሐኤ) ደለይቲ ፍትሒ’’ናይ ክልተ ጎራሕት ኣይንኹን መስርሒ’’ድሕሪ መሪር ቃልሲ መሬት ምስ ወግሔ’’ዘይስኒት ተቃውሞ ደንበዩ ንምልኪ ህግደፍ ዘሳጠሔ’’መስዋእቲ ዋጋ ሐርነት’’ መንእሰይ ይኸፍ ኣሎ ዋጋ’’ተዓዘብቲ ኣይንኹን ላንጋ ላንጋ’’ተዓዛቢ ምዃን ያኣክል’’ደም መናእሰይ ከይከውን መሸቀጢ’’ተቓወምቲ ገለ ቲፎዞ ጉጅለ ሐለምቲ’’ከም ጉጅለ ህግደፍ ከይኸውን ተሐተቲ። ሕጂዩ እዋኑ ንለውጢ ናይ ድያስፖራ ጽልዋ ክልሕም ንውሽጢ’’ ደም ከፋስሱ እንበር ህግደፍ ካብ ማዓስ […]

ቃል ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ብምኽንያት መበል 62 ዓመት ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ

ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ኣብዛ ዕለት እዚኣ ኣብ መበል ዕስራ ክፍለ ዘመን ብፍላይ ኣብ 1 መስከረም 1961 ዓ.ም ነቲ ብረታዊ ቃልሲ ከም መሳርሒ ወሲዶም፡ ናጽነቶምን መሬቶምን ህዝቦምን ናይ ምርካብ ሕጋዊ መሰሎም ብምውሳድ፡ ሰውራኦም ብምእዋጅ ናጻ ድሌቶም ገሊጾም። ኣብ ንግሆ እዛ ኣቐዲማ ዝተጠቕሰት መዓልቲ፡ ናይቶም ካብ ኣርብዓታትን ሓምሳታትን ጀሚሮም፡ ኣብ ውሽጢ ሃገራዊ ፕሮጀክት ናጽነቶም ናጽነቶምን ንመሰል ርእሰ […]

መስከረም እንቢ ንመግዛእቲ ዘድመጽናላ መዓልቲ ንዝኽሪ መበል 62 ዓመታ ይጽንብሉ ኣለዉ ደቂ ርስቲ ሕጂ ውን እንቢ ንብኢሰያስ ዝምራሕ ጉጅለ ፋሽሽቲ’’

መስከረም እንቢ ንመግዛእቲ ዘድመጽናላ መዓልቲ ንዝኽሪ መበል 62 ዓመታ ይጽንብሉ ኣለዉ ደቂ ርስቲ ሕጂ ውን እንቢ ንብኢሰያስ ዝምራሕ ጉጅለ ፋሽሽቲ’’   ጅግና ሐምድ እድሪስ ዓዋተ ምስ ጀጋኑ ብጾቱ ብ61መስከረም ኣብ ኣዳል ኣቡ ዓሸራ ዓትዒቱ ሰውራ ኤርትራ ካብ ዝጅመር መበል 62 ዓመቱ ነጻነት ህዝቢ ኤርትራ ብጭፍራ ህግደፍ ሃውቲቱ’’ ኣውሊዔይ ዓደቦና ቆጽሊ ዘውደቑላ ኣብ ከተማታት ኤርትራ ተሰቂላ […]

መለይ ሎሚ ኣይኮነትን ኣንበልቢላ

መለይ ሎሚ ኣይኮነትን ኣንበልቢላ ሕጂ ግርም እወ ሕጂ ግርም ካብ ሃገር ጀርመን ዝተበገሰ ንቕሎ ተቓውሞ ናይ ኤርትራዊያን ውዕሎ ኣቃላልሳና ንፋስ ከይኣተዎ ከሎ ንለውጢ ጽፉፋት ደቀባት ንኣኽሎ’’ መለይ ሎሚ ኣይኮነትን ኣንበልቢላ ኣውሊዔይ ብሉጻት ዝወደቁላ ድሕሪ ስዕረት ጉጅለ ጉሒላ ኤርትራዊያን ኣደታት ክዕልላ ኣብ ኤክስፖ ክትከል ዩ ጓይላ’’ ሕጂ ግርም እወ ሕጂ ግርም ተቃውሞና ንውሽጢ ክልሕም ዕንደራ ህግደፍ […]

ምእንቲ ከይንርስዕ… ገበናት ስርዓት ኣስመራ

ምእንቲ ከይንርስዕ… ገበናት ስርዓት ኣስመራ ጽሓፉ፡ ኢንጂነር ሱሌማን ዳራሸህ 6/12/2023 ኣህዝባዊ ገዛኢ ስርዓት ኣስመራ ንልዕሊ ሰለስተ ዓሰርተታት ዓመታት ብጽኑዕ ኮፍ ኢሉ፡ እግሩ ብጽኑዕ ተተኺሉ፡ ኣብ ልዕሊ ሃገርን ህዝባን ዝነበሮ ጭቡጥ ዓብላልነት ኣብ ክልተ ነገራት ብምጽጋዕ ጥራይ ተጠናኺሩ፡ እቲ ቀዳማይ ምፍርራሕን ጭቆናን እዩ። ንሓፈሻዊ ህዝቢ ነቲ ዘቕረቦ ዝተዛብዐን ጉድለት ዘለዎን መደባት ንኽቕበል ንምግዛእ፡ እቲ ካልኣይ ድማ […]